እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ሒጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና! – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፌዴሪኢ መበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ሒጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ ዓረፋ ምኽንያት ብምግባር ንሕብረተሰብ ሙስሊሙ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ…