ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ሕብረት ኣውሮፓን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ኢያ -ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ሕብረት ኣውሮፓን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም።
ኣይተ ደመቀ ጎኒ ንጎኒ ሓፈሻ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ…