Fana: At a Speed of Life!

 ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳኅለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን። እተን ፕሬዚዳንት ትማሊ ናይ ብዙሓት ሃገራት ርእሳነ ብሄራት፣ መራሕቲን ቤተሰብ ንጉሳዊያንን ኣብ ዝተረኸብሉ ቀብሪ ኢየን ተረኺበን። ን70…

ኢትዮጵያን ቻይናን  ብኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ብዝበለፀ ንምትሕብባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ተዛቲዮም። ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ዘለዉ ኣይተ ደመቀ መኮነንን…

ብ130 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ሓበሬታ “ሬድ ፎክስ” ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ130 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ሓበሬታን ዋና ቤት ዕዮን “ሬድ ፎክስ ሶሉሽንስ ግሩፕ” ኣብ ፓርክ ኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ ብዕሊ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገልግሎት÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት…

ኣብ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምዕራብ ኣርሲ፣ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ኣዳባ ናብ ከተማ ላጆ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣይስዙ ዝዓይነታ ማእኸላይ መጓዚያ ህዝቢ፥ ብዘጋጠማ ናይ ምግልባጥ ሓደጋ…

ኣከባብራ በዓላት መስቀል፣ ዳሜራን ኢሬቻ ኣመልኪቱ ልዝብ ተኻይዱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅሉ በዓላት መስቀል፣ ዳሜራን ኢሬቻን ብሰለማ ንምኽባር ዝዓለመ ልዝብ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ማእኸል ክሳብ ወረዳ ዝርከቡ ውዳበታት ፀፅታን መዳርግቲ ኣካላትን ኢዩ ገይሩዎ። ኣብቲ…

መርሃ ግብሪ ምትእስሳር መናእሰይ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ዝተጣየሸ ብሔራዊ ኮሚቴ ኢትዮጵያውያን መናእሰይን ናይ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ መናእሰይን  መርሃ ግብሪ ምትእስሳር ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት…

ፋና ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ተመክሮ ምዕቡላት ሃገራት ብምቕማር ንልምዓትን እወንታዊ ፅባቐን እዛ ሃገር ከምዝሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ተመክሮ ምዕቡላት ሃገራት ብምቕማር ንልምዓትን እወንታዊ ፅባቐን እዛ ሃገር ከምዝሰርሕ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው  ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ነዚ ዝበሉ፥ ኣብ ኳታር ስቲዲዮ…

እስራኤል መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዎ ቅዋም ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣፈ ጉባኤ ፓርላማ እስራኤል ዝቪ ሃውዘር መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዎ ቅዋም ንኢዶም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እሰራኤል ረታ ኣለሙ ምስ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ፓርላማ እስራኤል ዝቪ ሃውዘር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ዝጠመተ ዘተ…

ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሔለን ደበበ፥ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ፃዕሪ ይገብር…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለሶም። ኣፈ ጉባኤ ባይተ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ሎሚ በዶ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ፌዴሬሽን ዛህራ ሑመድ ሓዊሱ ክልቲኦም ሰራሕተኛታትን…