Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ወረዳ ግዳንን ከተማ ድሬዳዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ዓይነት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ነበርቲ ዞባ ሰሜን ወሎን ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ሃገር ናይ ዓይነት ስንቂን ሓገዝ ገይሮም፡፡ ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ነበርቲ ወረዳ ግዳን ኣብ ግምባር ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ስንቂን ካልኦት…

ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ምስ ብሄራዊ ማእኸል ሓይሊ  ተራኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ምስ ብሄራዊ ማእኸል ሓይሊ  ተራኺቡ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ሙሉቀን ተሰማ፥ 40 ሜጋ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘፈልፍሉ 16 ተርባይናት ንፋስ ስራሕቲ ተፍቲሽን ፈተነን ብምዝዛም ኢዩ ምስቲ ማእኸል ተራኺቡ…

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ኣፍረይቲ ወርቂ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሃሰንን ሚኒስትር መዓድን ታከለ ኡማን ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ወርቂ ተዛቲዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብቲ ዓውዲ ዝረአዩ ማሕለኻታት ብሓባር ናይ መፍትሒ ኣንፈት ክቕመጡ ኢም ዝብል ትፅቢት…

ኢትዮጵያ ፎረም ዞባዊ ሚኒስትራት ሃገራት ምብራቕን ቀርኒን ኣፍሪካ ተተኣናግድ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ዞባዊ ሚኒስትራት ሃገራት ምብራቕን ቀርኒን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ዞባዊ ክእለትን ምውፋር ስራሕ መናእሰይን” ቴክኒካዊ ጉጅለ ንምጥያሽ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት÷ ኣኼባ መጣየሺ ጉጅለ ቴክኒክ እተን ኣባል ሃገራት…

ጆ ባይደን ቻይና መጥቃዕቲ እንተፈፂማ ሃገሮም ንታይዋን ከምእትከላኸለላ ደጊሞም ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ብቻይና "ዘይተሓሰበ መጥቃዕቲ" እንተተፈፂሙ ሃገሮም ንታይዋን ክትከላኸለላ ምዃና ደጊሞም ኣረጋጊፆም። ባይደን ምስ ሲቢኤስ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትት፥ ሓይልታት ኣሜሪካ ንታይዋን ክከላኸሉ እዮም ማለት ድዩ ተባሂሎም…

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወተወቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን መዘነኣ ንእትገብሮ ናይ ምሕዝነት ፀወታ ን23 ተፃወተወቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ እዋን ኢንተርናሽናል ፀወታታት ፊፋ ብምጥቃም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሱዳን 13 መስከረምን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ትምህርቲ ኢዩ ተኻይዱ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር ኣባይ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት…

ኣምባሳደር ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣቭብ ግብፂ ሓሰን ኢብራሂም ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብዱል ፈታህ  ኣል ሲሲ ኣቕሪቦም። ፕሬዚዳንት ኣል ሲሲ ነቶም ኣምባሳደር ኣብ ካይሮ ዝተቐበልዎም አንትኾኑ፥ ፃንሒቶም ዕዉት ንክኸውን ተመኒዮም። ግብፂ…

ንግብረ ራዕዲ ሕወሓት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሕወሓት ንሳልሳይ ዙር ዝኾፈቶ ኲናት ዝኹንንን ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ስጉምቲ ክትወስድን ዝሓትት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ÷ ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውንን ፈተውቲ…

ኣብ ከባቢ ኣብያተ ትምህርቲ ዘዝሳለጡ ሃወኽቲ ተግባራት ንምክልኻል ብዕቱብ ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ከባቢ ኣብያተ ትምህርቲ ዝሳለጡ ሃወኽቲ ተግባራት ብምክልኻል ብስነ-ምግባር ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍራይ ብዕቱብ ከምዝስራሕ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ዘላለም ሙላቱ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ…