Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሲድኒ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣውስትራሊያ ሲድኒ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብፀብለልታ ተዓዊተን። ኣትሌት ትዕግስት ግርማ 2 ሰዓት 25 ደቒቕን 10 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ወፂ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት…

ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ሃገራዊ ዛዕባ ዘትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ኣብቲ ክልል ምስ ዝርከቡ ተወለድቲ ክልል ትግራይ ብምኻን ኣብ ሃገራዊ ዛዕባ ዘትዩ፡፡ ኣፍቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ  ኣይተ ኣብዱልሃኪም ኡመር ከምዝገለፅዎ÷ ግብረ ራዕዲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት መንእሰይ ትግራይ ናብ ኩናት እናዳጎነ የፅንቶ ኣሎ ዕጡቓት ጉጀለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት መንእሰይ ትግራይ ናብ ኩናት እናዳጎነ የፅንቶ ኣሎ ክብሉ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጀለ ገሊፆም፡፡ ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጀለ ከምዝበልዎ÷ “ብፀላእቲ ተኸቢብና ኢና እናበለ ብናይ ሓሶት…

ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንመከላኸሊ ሰራዊት ሀገር ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዝዋገኦም እንስሳት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ንመከላኸሊ ሰራዊት ሀገር ንምግብነት ዘዉዕሉ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዋጋ ዘለዎም እንስሳት ሓገዝ ገይሩ፡፡ እቲ ሓገዝ÷ ሓለፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ ይስሃቅ ኣብዱልቃድርን ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን…

ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታትን ዝተፈላለዩ ኣባላት ቤት ምኽሪን ዘካተተ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ በህርዳር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ፤ ንተሳተፍቲ ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ…

ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ንምክልኻል ግደ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዓላዊነት ሃገር ንምኽባር ኣብ ዝግበር ምንቕስቃስ ግቡእ ዘይኮነ ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ንምክልኻል ግደ ዲያስፖራ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ  ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ ምንቕስቃስ ኣፈፃፅማን ትልምን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንክልል ዓፋር 14 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንክልል ዓፋር 14 ሚሊየን ብር ናይ ዓይነት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ÷ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ወይዘሮ ሎሚ በዶ ኣብ ከተማ ሰመራ ተረኺበን ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪበንኦ፡፡…

ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክንሰርሕ ኢና ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሙክታር ከድር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ኣብ ኢትዮጵያ መዓልቲ ቱሪዝም ዓለም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን መዓልቲ ቱሪዝም ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 13 ክሳብ 15 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ከተማ ኣሶሳ ክኽበር እዩ። ብብርኪ ዓለም ለኸ ንመበል 35 ዝኽበር መዓልቲ ቱሪዝም “ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ንቱሪዝም” ብዝብል መራሒ ሓሳብ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ሽርሒ ዕዳጋ ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምንካይ ዘኽእል ምርግጋእ ዕዳጋን ሽርሒ ዕዳጋን ይከላኸል ምህላዉ ገሊፁ። ግብረ ሓይሊ እቲ ምምሕዳር ሽርሒ ኢኮኖሚ፣ ናህሪ ዋጋን ቀረብ ዕዳጋን ኣድሂቡ ኣብ ሓድሽ ዓመት ገምጊሙ። በዚ ድማ ኣብ ሓድሽ…