ትካላት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዝሰርሑዎም ሓበራዊ ወፍሪታት ኣጠናኺም ንምቕፃል ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ እናተስፋሕፈሐ ዝመፅአ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዝሰርሑዎም ሓበራዊ ወፍሪታት ኣጠናኺም ንምቕፃል ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ።
ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ…