ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም Desta Sep 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 5፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ፥ ዝሓለፈ ዓመት እንትንሓስብ ብብዙሕ እወንታዊን እኩይን ኣጋጣሚታት ተመሊኡ ኢና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኤሌክትሮኒክስ መንግስቲ ብቴሌ ብር ንምኽፋል ዘኽእል ስርዓት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍሊት ዘድልዮም ኣገልግሎት ኤሌክትሮኒክስ መንግስቲ ብቴሌ ብር ንምኽፋል ዘኽእል ስርዓት ተጀሚሩ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኦዲት ቦርድ ኣተሓሕዛ ሒሳብን ብኦንላይን ዝህቡ ኣገልግሎታት መንግስቲ ስርዓት…
ስፓርት ፋሲል ከነማ ንቡማሙሩ 3 ን 0 ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ማጣሪያ ምስ ቡሩንዲያዊት ጋንታ ቡማሙሩ ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 3 ን ዐ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣነብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ኣለም ብርሃን ይግዛው፣ ፈቃዱ ኣለሙን ታፈሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተቐቢሎም ሰላም ህዝቢ ዝህውኹ ዝነበሩ 19 ኣባላት እቲ ጉጅለ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ልኡኽቶ ተቐቢሎም ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ሰላም ህዝቢ ዝህውኹ ዝነበሩ 19 ኣባላት እቲ ጉጅለ ብዝተገበረ ወፍሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ፀላእቲ ንኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጥምር ጦር እናተገበረ ዘርከብ ሓገዝ ነቲ ሰራዊት ዓቕሚን ብርተዐን ፈጢሩ ኢዩ – ሜ/ ጄነራል ጥሩዬ ኣሰፌ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግምባር ወሎ ንዝርከብ ጥምር ጦር እናተገበረ ዘርከብ ሓገዝ ነቲ ሰራዊት ዓቕሚን ብርተዐን ከምዝፈጠረሉ ሓላፊት ሎጂስቲክስ ግምባር ወሎ ሜጀር ጄነራል ጥሩዬ ኣሰፌ ገሊፀን። ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ወሎ፥ ኣብ ግምባር እናተቓለሰ ንዝርከብ ጥምር ጦር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያውያን ዘጋጥሙዎም ፈተናታት ብሓድነት ዝሓልፉሉ ከምዝኸውን እምነትና ኢዩ – ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያውያን ዘጋጥሙዎም ፈተናታት ብምሕላፍ ንሰላምን ልምዓትን ብሓድነት ዓመት ከምዝኸውን እምነት ከምዘለዎም ተቐማጥነቶም ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደራት ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ናይ ምፍራስ ድሌት ፀላኢ ብምምካትና ኢትዮጵያ ተስፋ ዝህብ ሽቶታት ልምዓት ጋህዲ ትገብር ኣላ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ናይ ምፍራስ ድሌት ፀላኢ ብዝተዋደደ ቃልሲ ብምምካትና ኢትዮጵያ ተስፋ ዝህብ ሽቶታት ልምዓት ጋህዲ ትገብር ኣላ ክብሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ “መከታ” ኣብ ዝተብሃለ…
ስፓርት ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ 300 ሺኸሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱላ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ካብ ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ 300 ሺኸሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱላ። ጋንታ ስፖርት ኢትዮ ኤሌክትሪክ÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ስፖርተኛታት መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ። ኣብ ሆቴል ስካይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 219 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 219 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። ኣካቢ ኮሚቴ ምትእኽኻብ ሓገዝ ክልል ደቡብ ኣይ ስንታየሁ ወልደሚካኤል፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዝኸፈቶ ኲናት ንምምካት መስዋእቲ…
Uncategorized ፀላእትና ዓሪፎም ዝቕመጡ ብኹሉ ዓውዲ ኣብ ብቕዓት ምርካብናን ክስዕሩና ከምዘይኽእሉ እንትፈልጡን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእትና ዓሪፎም ዝቕመጡ ብኹሉ ዓውዲ ኣብ ብቕዓት ከምንርከብ እንርድኡ፣ ብናውቲን ቴክኖሎጂን በሊፆም ክስዕሩና ከምዘይኽእሉ እንትፈልጡ ጥራሕ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣጅመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ጦርን…