Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማራቶን ሶዌቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሶዌቶ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ዳባ ኤፋ 2 ሰዓት 18 ደቒቕን 58 ሴከንድን ብምእታው ቀዳማይ ዝወፅአ እንትኸውን÷ ጋዲሳ በቀለ 2 ሰዓት 19 ደቒቕ 58 ሰከንድ…

ኣውሮፕላን ተጓዓዝቲ ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)49 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዝ ዝነበረት ኣውሮፕላን ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ከምዝተሓምሸሸት ተገሊፁ። ካብ ዳሬሰላም ናብ ከተማ ቡኮባ እናተጓዓዘት ዝነበረት እታ ኣውሮፕላን÷ ኣውሎ ንፋስን ከቢድ ዝናብን ከመዘጋጠማን ንምሕምሻሻ ምኽንያት…

ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ግብፂ ሻርም ኣል ሼክ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ግብፂ ሻርም ኣል ሼክ ይሳለጥ ኣሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዝካየድ ጉባኤ÷ ሃገራት ኣፍሪካ ምሰ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምልማድን…

ስምምዕት ሰላም ኣብዛ ሃገር ሰላም ንምዕሳልን ልምዓት ንምርግጋፅን መሰረት ዘቐምጥ እዩ ክብል ክልል ሃረሪ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕት ሰላም ኣብዛ ሃገር ሰላም ንምዕሳልን ልምዓት ንምርግጋፅን መሰረት ዘቐምጥን መንግስትን ህዝብን ገፁ ሙሉእ ንሙሉእ ናብ ልምዓት ንኸዙሩ ዕድል ዝፈጥርን እዩ ክብል ክልል ሃረሪ ገሊፁ፡፡ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተበፅሐ…

ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ “ረብሓ ሌማት” ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ "ረብሓ ሌማት" ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ተኻይዱ። ካብዚ ብተወሳኺ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምገባ ተምሃሮን ኣተኣላልያ ርስሓትን ብብርኪ ዓለም ተሸላሚ ንኽኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝነበሮም ትካላትን ውልቀሰባትን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ኣትዮም

አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 27፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ግብፂ ሻርም ኣል-ሼይክ ኣትዮም። ኣብ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንምሰታፍ ኢዮም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ናብ ግብፂ ዘምርሑ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ሪታ ፎይ ዘቲየን። እቲ ፋውንዴሽን 30 ሚሊየን  ንዝኾኑ መናእሰይ ኣፍሪካ፣ ምቹእን ዘተኣማምን ዕድል ስራሕን ንምፍጣር 75 ሚኢታዊ ዝኸውን በጀት…

ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዚምባብዌ ራሺድ ሞሐመድ ምስ ናይ ዚምባብዌ ናይ ትራንስፖርትን መሰረተ ልማትን ሚኒስትር ፀሓፊ ቴዎዲየስ ቺንያንጋ  …

ጅቡቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምዕባይ ከምእትሰርሕ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምዕባይ ከምእትሰርሕ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ሉእላዊ ጅቡቲ ስሊም ፌሪያኒ ተዛሪቡ። ጅቡቲ ኢኮኖሚኣ ክብ ንምባል ዞባዊ ውህደት ዝፈጥሩ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት…

ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓሉ ሕቶታት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ግደኦም ክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓሉ ሕቶታት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ግደኦም ክዋፅኡ ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣበቤ ፃውዒት ኣቕሪበን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብሳኩር ሪል ስቴት 116 ኣባይቲ…