ዘመዝገብናዮ መፍረያይነት ስርናይ እንተኣጠናኺርና ብምግቢ ንባዕልና ክኢልና ንዞባና መሶብ ባኒ ክንከውን ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ክሳብ ሕዚ ዘመዝገብናዮ መፍረያይነት ስርናይ እናጠናኸርናን እናስፋሕፋሕናን እንተኸይድና፤ ብምግቢ ንባዕልና ክኢልና ንዞባና መሶብ ባኒ ክንከውን ንኽእል ኢና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ…