ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቡ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ዝራእቲ ባናና፣ ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ጋሞ ባይራ፣ ብማሕበር መስኖ ልምዓት…