ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓይልታት ዩክረይን ካብ ኣገዳሲት ከተማ የንሳሕቡ ኣለዉ Desta Jun 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይልታት ዩክረይን ካብታ ኣብ ምብራቓዊ ዞባ ዶንባስ እትርከብ ዓባይ ከተማ ሰቨሮዶነትስክ ይወፅኡ ከምዘለዉ ተገሊፁ። ነቲ ዞባ ንምቁፅፃር ሓያል መጥቃዕቲ ከካይዱ ዝፀንሑ ሓይልታት ሩስያ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ልዕሊ’ታ ከተማ ፅዑቕ ደብዳብ ከካይዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ልምዓት ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሪክስ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ኣብ ዝተሰናደአ ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራት ብራዚል፣ ሩሲያ፣ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ዘካተተ ዓለም ለኸ ልምዓት ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሪክስ ፕላስ ተሳቲፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ 600 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 127 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ 600 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። ካብ ሞንጎ እቲ 600 ሚሊየን ዶላር እቲ 200 ሚሊየን ዶላር ብመልክዕ ሓገዝ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ እቲ 400 ሚሊየን ዶላር ብመልክዕ ልቓሕ ኢዩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተግባረ-እድን ልዕሊ 5 ሺሕን 800 መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተግባረ-እድን ልዕሊ 5 ሺሕን 800 መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቶም። “ሚሊየን መፃሕፍቲ ንሚሊኒየም ወለዶ” ብዝብል መሪሕ ቃል ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ ዝሳለጥ ምንቅስቓስ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 179 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 179 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቤላሩስ ወሳኒት ስትራቴጂካዊት መሓዛ ኢያ – ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤላሩስ ወሳኒት ስትራቴጂካዊት መሓዛ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ገሊፆም። ቤላሩስን ሩሲያ ብሓባር ኣብ ጉዳይ ወታደራዊ ትልሚታትን እዋናዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም መድረኽ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ሚኒስትር ምክልኻል ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸቢ ሓፋሽ ዝናፈሱ መፍረስቲ ተግባራት ግቡእነት ዝጎደሎም ኢዮም – ብርጋደር ጄኔራል ካሳዬ ጨመዳ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኢትዮጵያዊያንን ብዘይኣፈላላይ ኣብ ልዕሊ ዘገልግል ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸቢ ሓፋሽ ዝናፈሱ መፍረስቲ ተግባራት ግቡእነት ዝጎደሎም ከምዝኾኑ ብርጋደር ጄኔራል ካሳዬ ጨመዳ ገሊፆም። ሃገር ዝሕሉ ሰራዉት ምክልኃል ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብሓባር ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይን ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብሓባር ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ሚነስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘምሓላለፈኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን እርሻ (ፋኦ) ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን እርሻ (ፋኦ) ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቁ ዶንግዩ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ፍርያትን መፍረያይነትን ምግቢ፣ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዓመታዊ ፓርላሜንታዊ ኮንፈረንስ ምርምር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓመታዊ ፓርላሜንታዊ ኮንፈረንስ ምርምር ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይ ታገሰ ጫፎ ነቲ ኮንፈረንስ ኣብ ዝኸፈቱሉ እዋን፥ ማሕበራዊ፣ ቁጠባዊ፣ ፖለቲካዊን ምምሕዳራዊን ኩነታ ሃገር…