Fana: At a Speed of Life!

ጃፓን ንኣፍሪካ ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ከምእትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንኣፍሪካ ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ከምእትገብር ኣፍሊጣ። ኣብ ቱኒዚያ ኣብ ዝተሳለጠ ጎባኤ መራሕቲ ኣፍሪካንን ጃፓንን መደረ ዘስምዑ ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ፉሚዮ ኪሺዳ፥ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ስዒቡ ብብርኪ ዓለም ሕፅረት ንምግብነት ዝውዕል…

ቤት ምኽሪ ሲዳማ ን2015 ዓ.ም ዝኸውን 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሲዳማ ን2015 ዓ.ም ዝኸውን 19 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ነቲ ክልል፣ ወረዳን ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ከተማ ሃዋሳ ዝኸውን ባጀት ኢዩ ኣፅዲቑ። ልዕሊ 574 ሚሊየን ብር ንምሰረተ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝጀመሮ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣስፊሑ ቀፂሊሉ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣማራፅታት ሰላም ንጎኒ ብምግዳፍ ዝኸፈቶ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ኣስፊሑ ቀፂሊሉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተውሃቦ ኣማራፂ ሰላም በምርጋፅ ንሳልሳይ…

ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን መስፍን ቸርነትን ካልኦት ተወከልቲ ፊፋን ካፍን ተሳቲፎም። ኣብ መኽፈቲ…

ህዝቢ ትግራይ ዕድመ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንምንዋሕ ነዳዲ ኲናት ክኸውን የብሉን- ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ዕድመ ግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ንምንዋሕ ነዳዲ ኩናት ክኸውን የብሉን ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ቅድሚ ሕዚ ካብ ምፍሳስ ደም መናእሰይ ትግራይ ንላዕሊ ዝረኽቦ ነገር ከምዘየለ ብተግባር ከምዝረኣየ ዝገለፀ…

ብሪታንያ ህወሓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም  ዝፈፀሞ ዘመተ ቅቡልልነት ኣይብሉን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ፥ ህወሓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም  ዝፈፀሞ ዘመተ ቅቡልልነት ኣይብሉን ኢላ። ዕጡቓት ህወሓት ብሓይሊ ናብ መኽዘን ኣትዮም 570 ሽሕ ሊትሮ ነዳዲ ዝሓዛ 12 ናይ ፅዕነት መካይን ከምዝዘመቱ ትካል መግቢ ዓለም…

መንገዲ ሰላምን ዘተን ተሓሲምካ ዂናት ብምውላዕ ዝመፅእ ረብሓ፣ ዝምለስ ሕቶ ህዝቢ የለን-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሐዚእዉን ኣይረፈደን፥ መንገዲ ሰላምን ዘተን ተሓሲምካ ዂናት ብምውላዕ ዝመፅእ ረብሓ፣ ዝምለስ ሕቶ ህዝቢ ኣይክህሉን ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ተዛሪቦም። እቶም…

ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ንብፁእ ኣቡነ ኤርሚያስን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ባህርዳር ንብጹእ ኣቡነ ኤርሚያስን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉን ናይዚ ዓመት ናይ ክብሪ ዶክትሬት ዲግሪ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ብፁዕ ኣቡነ ኤርሚያስ ከም ሃይማኖታዊ ኣቦ ዝተማህርዎን ዝመሃርዎን ብተግባር ዝነብሩ። ንሰብ ብሰብነቱ ጥራሕ…

1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 66 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ እቶም ተመለስቲ እተን 12 ደቂ ኣንስቲዮ እንትኾና 12 ድማ ህፃናት ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ንተመለስቲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ነዳዲ ፅዒኑ ክኣቲ ዝነበረ ተሽከርካሪ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ነዳዲ ፅዒኑ ክኣቲ ዝነበረ ተሽከርካሪ ከምዝተትሓዘ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። መበገሲኡ ካብ ከተማ ሰመራ ዝገበረ ተሽከርካሪ ናብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት 3 ሺሕ ሊትሮ ናፍጣን 2 ሺሕ ሊትሮ…