ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዝተመረፁ ናይቲ ጁንታ ወተሃደራዊ ዓቕሚታት ከምዝወቅዕ ኣፍሊጡ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝተመረፁ ናይቲ ጁንታ ወተሃደራዊ ዓቕሚታት ከምዝወቅዕ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ክሳብ ሐዚ ንሰላም በሪ ብምኽፋት እንተተፀበየ እውን እቲ ጁንታ መጥቃዕቱ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ መንግስቲ ፌዴራል ብዘይምንም ቅድመ ምድላው ንምዝርራብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሒዙዎም ኣብ ዝፀንሐ ቦታታት ህወሓት ሐዚ እውን መጥቃዕቲ ይፍፅም ኣሎ-መንግስቲ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሒዙዎም ኣብ ዝፀንሐ ቦታታት ህወሓት ሐዚ እውን መጥቃዕቲ ይፍፅም ኣሎ ክብል መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰላማዊ መገዲ ንከይዕፆ፣ ማሕበረሰብ ዓለም ህወሓት ናብ ሰላማዊ መገዲ ከምፅኦ…
ቢዝነስ ኣብ ኢትዮጵያ መጠንን ኣወፃፅኣን ነዳዲን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዘርእይ ፈላማይ ሰነድ ምፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ መጠንን ኣወፃፅኣን ነዳዲን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዘርእይ ፈላማይ ሰነድ ምፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ቅድመ ሐዚ እንትግበሩ ዝነበሩ መፅናዕቲታት ብዝተፈለየ መገዲ ን4 ኣዋርሕ እንትካየድ ከምዝፀንሐ ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፍልጠት ዝተሃነፃ ደቂ ኣንስትዮ ምፍራይ ቀዳምነት ዝወሃቦ ጉዳይ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍልጠትን ዓርሰ እምነትን ዝተሃነፃ፤ ንቀፃሊ ደረጃ መሪሕነት ድልዋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ምፍራይ ቀዳምነት ዝወሃቦ ጉዳይ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን፡፡ መበል 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንታዊ ስልጠና፤ መሪሕነት ደቂ ኣንስትዮ 53…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ህወሓት ኣብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም መቐለ ዝፈፀሞ ዘመተ ከምዝረበሾም ገሊፆም Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዝን ኣተሓባበሪ ህፁፅ ሓገዝንውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፊትዝ፥ ህወሓት ኣብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም መቐለ ዝፈፀሞ ዘመተ ከምዝረበሾም ገሊፆም። ማርቲን ግሪፊትዝ ኣብ መግለፂኦም፥ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ብዝተዋደደ ኣገባብ ፍሰትም ምፍናውን ሓበሬታ ንክፍፅም ትፅቢት ይግበር- ዶክተር ለገሰ ቱሉ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተናታት ንምሽጋር ዓውዲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ብዝተዋደደ ኣገባብ ፍሰትም ምፍናውን ሓበሬታ ንክፍፅም ትፅቢት ይግበር ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣተሓሳሲቦም። ሜዲያታት ክልልን ፌዴራልን ዓመታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሬካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተዛቲዮም Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሬካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኣማራፅታት ልምዓት ብዝምለከት መብርሂ ሂቦም። ብመሰረት እዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ስራሕቲ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ንከኽብር ሳማንታ ፓወር ኣተሓሳሲበን Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ስራሕቲ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ንከኽብር ሓላፊት ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ) ሳማንታ ፓወር ኣተሓሳሲበን። እተን ሓላፊት ኣብ ትዊተር ሒሳብን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ህወሓት ዝፈፀሞ ስርቆት ነዳዲን ኣብ ሰራውተኛታት ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተመራፂ ሽልማት መገዲ ነፈርቲ ኣፍሪካ ተዓዊቱ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ መገዲ ኣየር፤ ብግሎባል ትራቭል መፅሄት ኣብ ዝተኻየደ ኣዋርድ ትራዚስ እዩ ተመራፂ 2022 መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ሽልማት ዝተዓወተ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተመራፂ ሽልማት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምዕዋቱ ዝተሰምዖ ታሕጓስ ድሕሪ ምግላፅ÷ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ህወሓት ኣብ መጋዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ነዳዲ ኣውጊዛ Desta Aug 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ መጋዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ነዳዲ ነውሪን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ተዛሪቦም። ኣብ መቐለ ኣብ ዘሎ መኽዘን ዝነበረ 570 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ብህወሓት ከምዝተዘመተ…