Fana: At a Speed of Life!

 ህወሓት ብስም ህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ንወታደራዊ ዓላማ ምውዓል ይቕፅለሉ ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ብስም ህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ንወታደራዊ ዓላማ ምውዓል ቀፂልሉ ይርከብ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ዝርከብ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ንኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘለዉ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት መብርሂ ሂቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዝተገበሩ ፃዕሪታት ብዝምልከት…

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ዓውዲ ፍርያማነት ዝሓሸ ሸርፊ ተረኺቡ ክብሉ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ዓውዲ ፍርያማነት ዝሓሸ ሸርፊ ተረኺቡ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ በጀት ዓመት፤ትልሚ 2015ን “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ሃገራዊ ምንቕስቃስ ዘተ እናካየደ እዩ፡፡…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 60 ሚኢታዊት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፕሮጀከት መናእሰይ ልምምድ ስራሕ ተረባሕቲ ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 60 ሚኢታዊት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፕሮጀከት መናእሰይ ልምምድ ስራሕ ተረባሕቲ ከምዝኾና ምኽትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይ ስረሕ ጃንጥራር ዓባይ ተዛሪቦም፡፡ ኣይተ ጃንጥራር ዓባይ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ…

ጀርመን ትልሚ ቁጠባ ኣጠቓቕማ ጋዝ ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ትልሚ ቁጠባ ኣጠቓቕማ ጋዝ ኣፅዲቓ። እቲ ትልሚ ቢሮታትን ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላትን ዝጥቀምሉ መጠን ሙቐት ካብ 19 ክሳብ 20 ዲግሪ ሴንቲ ግሬድ ንክኸውን ዝግድብ ኢዩ ተባሂሉ። ትማሊ ኣባላት ካቢኒ ጀርመን ኣብ ዝገበርዎ ኣኼባ ኢዩ እቲ…

ብባቡር ኣገልግሎት ምጉዕዓዝ ተሽከርከርቲ ካብ ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣገልግሎት ምጉዕዓዝ ተሽከርከርቲ ካብ ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ብሓደ ግዘ 240 ተሸከርከርቲ ምጉዕዓዝ ከምዝኽእል ሓቢሩ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ስነስርዓት…

ኣሰር ቅድሚ 113 ሚልየን ዓመታት ዝነበረ  ዳይኖሶር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላይ ቴክሳስ ዝርከብ መጠን ወሓዚ ማይ ምስ ነፀፈ ቅድሚ 113 ሚልየን ዓመት ናይ ዝነበሩ ዳይኖሶራት ኣሰረ ከምዝተቐልዐ ተገሊፁ። እቲ ኣሰር “ኣክሮሃኖሳውሮስ” ዝበሃል ዓቢይ ዳይናሶር ብማይ ተሸፊኑ ስለዝነበረ ድሕሪ 2000 ዓ.ም ከይተርኣየ…

ኣሜሪካ ህወሓት ኣብ መኽዘን ውሕመ መቐለ ዝፈፀሞ ወራር ከምዘተሓሳሰባ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ህወሓት ኣብ መኽዘን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) መቐለ ዝፈፀሞ ወራር ከምዘተሓሳሰባ ገሊፃ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ዕጡቕ ጉጅለ ትማሊ ንጎሆ ኣብ መቐለ ዝርከብ መኽዘን ውሕመ ብሓይሊ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ወራር ነውሪን መሕፈርን ኢዩ-ዋና ዳይሬክተር ውድብ ምግቢ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ውድብ ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ወራር ነውሪን መሕፈርን ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ምግቢ ዓለም ዴቪድ ባስሌ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ትማሊ ንጎሆ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ መቐለ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መቐለ ካብ ዘሎ መኽዝን ውድብ ምግቢ ዓለም 12 ቦቴ ነዳጅ

ከምዝዘመተ ውሕመ ገሊፁ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መቐለ ካብ ዘሎ መኽዝን ውድብ ምግቢ ዓለም 12 ቦቴ ነዳጅ ከምዝዘመተ ኣቀባሊ ቃል ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንገስታት(ውሕመ) ስቴፈን ዱጃሪክ ገሊፁ። እቶም ኣቐባሊ ቃል ትማሊ ንጎሆ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…