Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 2 ን 1 ስዒራታ። ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ክሳብ ዕረፍቲ ብብሕታዊ ሽቶ ኣሜ መሓመድ እናመርሐት ትፅናሕ እምበር ድሕሪ…

ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ንባዕሉ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ ብምባል ዝፅውዕ ጉጅለ ዕጡቕን ሃንደበት ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ፈሺሉ-ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ሸኔን ንባዕሉ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ ብምባል ዝፅውዕ ጉጅለ ዕጡቕን ሃንደበት ኣብ ከተማ ጋምቤላ ዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ብዝተዋደደ ፃዕሪ ሓይሊታት ፀፅታ ፈሺሉ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ገሊፆም። ሓይሊታት ፀፅታ…

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣደላዪ ናብ ዘይኮነ ንሕንሕ ክትኣቱ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ዝህልዋ ርክብ ኣደላዪ ናብ ዘይኮነ ንሕንሕን ሰሓቦ ጉተቶን ክትኣቱ ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ። ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሙዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ኮሚሽን ጉዳያት ወፃኢን ዝኾኑ ያንግ ጂቺ፥ ኣሜሪካ ብዝተፈላለዩ…

ኣብ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓተቱን ናብ ሩዋንዳ ክለኣኹን ዝነበሩ ስደታት በረረኦም ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓተቱን ናብ ሩዋንዳ ክለኣኹን ዝነበሩ ስደታት በረራ ኣውሮፕላን ብቤት ፍርዲ ከምዝተኣገደ ተገሊፁ። እታ ኣውሮፕላን ንበረራ ኣብ ዝተሰናደአትሉ እዋን ከምዝተኣገደ ተሓቢሩ። እንግሊዝ ካብ ኲናት ሃዲሞም ናብታ ግዝኣት ዝኣተዉ…

ንብረት ኣእምሮ ሃገራዊን ልምዓት ሴክተራትን ሸቶታት ኣብ ምዕዋት ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብረት ኣእምሮ ሃገራዊን ልምዓት ሴክተራትን ሸቶታት ኣብ ምዕዋት ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ በዓል መዚ ነብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኤርሚያስ የማነ ብርሃን፥ እቲ በዓል መዚ ምስ ትካል ንብረት ኣእምሮ ዓለም ብምዃን…

ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሪሺየስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና፥ 4 ወርቂ፣ 6 ብሩርን 4 ነሓስ ብድምሩ 14 ሜዳሊያ ብምእካብ 5ይ ደረጃ ሒዛ ዛዚማ አጠናቃለች። ኣብቲ መበል 22…

ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ዓሚቕ ሃፍቲ ንምፍላጥ ዕድል ዝህብ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል ባህሊን ጥበባትን ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብቲ ዞባ ናይ ዝርከባ ሃገራት ዘሎ ዓሚቕ ባህሊ፣ ሓድጊን ክብሪን ንምፍላጥ ፅቡቕ ዕድል ዝፈጥር ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። እቲ ፌስቲቫል ብኣሰናዳእነት…

ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ምዕባለ ከተማታት ኢትዮጵያ ንክትከውን ንሰርሕ ኣለና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ መርኣያ ምዕባለ ከተማታት ኢትዮጵያ ንክትከውን ንሰርሕ ኣለና ክብላ ከንቲባ እታ ከተማ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ንኣባላት ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፁ ዘለዉን ዝተሃነፁን መሰረተ ልምዓታት ዘጎብነያ…

ኣብ ዘፈር ትምህርቲ ዝተጀመረ ሪፎርም ንምዕዋት ብትኹረት ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ትምህርቲ ዝተጀመረ ሪፎርም ንምዕዋት ብትኹረት ከምዝስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ሓደሽቲ ምስ ዝተመደቡ ቦርድ ኣመራርሓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ተዛቲዮም፡፡ ብ ዘተኦም ድማ ሓደሽቲ ምስ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት መገደኛታት ሽልማት ኣፔክስ 2022 ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብቲ ዞባ ብዝህቦ ኣገልግሎት መገደኛታት ተመራፂ ብምዃን ሽልማት ኣፔክስ 2022 ተዓዊቱ። እቲ መገዲ ኣየር ምስ ካልኦት መሰል መገዲ ኣየራት ተወዳዲሩ ክዕወት ዝኸኣለ፥ ንመገደያታት ብዘቕርቦ ምዘናግዒ ከምኡ እውን ክንክልል ምቾትን…