Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋን ምስ ነበርቲ እቲ ምምሕዳር ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋን ምስ ነበርቲ እቲ ምምሕዳር ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዛተዩ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ ዝተፈላለዩ ቀበሌታት እታ ከተማ ዝተውፃእፅኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ከምዝተረኸቡ ካብ…

ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምና ንኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምና ንኢትዮጵያ ሓገዝ ምግባራ ከምትቕፅል ገሊፃ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ብትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣትዉ…

ሊባኖስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብ ክብ ኣቢላ ከምእትርእዮ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊባኖስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዝፀንሐ ርክብ ክብ ኣቢላ ከምእትርእዮ ገሊፃ። ቆንስላ ጄነራልኢትዮጵያ ኣይተ ተመስገን ዑመር ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ሊባኖስ ናጂብ አዝሚ ሚካቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ቀጣናዊን ክልቲኣዊ ርክብን ብምድሃብ  …

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ደቂ ኣንስትዮ ሃገርና ናብ ሓላፍነት ንምብቃዕ ብዝምልከት ዘይነዓቕ ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ሃገርና ማዕርንት ደቂ ኣንስትዮ፣ ምኽባር መሰለን፣ ምዕባይ ንቕሓት ሕልና፣ ናብ ሓላፍነት ምብቃዕን ብዝምልከት ዘይነዓቕ ዕቤት ተመዝጊቡ ኢዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ዓለም…

መንግስቲ ስርዓት ዕዳጋ ነናይ ወፃኢ ኩባኒያታት ክፍቲ ከምዝገብር ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስርዓት ዕዳጋ ከም ቴሌኮም ዝበሉ ዓውዲታት ንናይ ወፃኢ ኩባኒያታት ክፍቲ ከምዝገብር ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ተዛሪቦም። በቢመዓልቲ ካብ ቁፅፅር ወፃእ እናኾነ ዝርከብ ናህሪ ዕዳጋ ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣብ ሕቶ ምልክት ክኣቱ…

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ። እቶም ኣብ ዓለም ለኸ ትካል ማእኸል መሰልጠኒ ምዕቃብ ሰላም ዝስልጥኑ ዘለዉ ኣባላት፥ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ…

ስዊድን ንስትራቴጂ ሓለዋ ጥንዕና ስነ-ተዋልዶ ኣፍሪካ ዝውዕል ልዕሊ 50 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስዊድን ንስትራቴጂ ሓለዋ ጥንዕና ስነ-ተዋልዶ ኣፍሪካ ዝውዕል ልዕሊ 50 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ። መንግስቲ ስዊድን፥ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2022 ክሳብ 2026 ዝሳለጥ ስትራቴጂ ሓለዋ ጥዕና…

ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ 20 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሱሉልታ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ 20 ሺሕ ሊትሮ ዘይቲ ተታሒዙ። እቲ ዘይቲ ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ተፍቲሽ ኣብ ኣርባዕተ ሹቓት ተኸዚኑ ከምዝተረኸበ ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኦሮሞ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ። ብተወሳኺ…

ኢትዮጵያን ኮይካን ስምምዕነት ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ (ኮይካ)ን ስምምዕነት ሓገዝ 20 ሚሊየን ዶላር ተፈረሙ፡፡ እቲ ሰምምዕነት ንመፈፀሙ ክልተ ፕሮጀክታት ዝውዕል ምዃኑ ተገሊፁ። ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ እዋናዊ ሓበሬታ…

ብሓዱሽ መጥቃዕቲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም እቶም ኤረትራዊያን ትማሊ ናት ዝተጣየሸ ሓዱሽ መዓስከር ስደተኛታት ከምዝተዘዋወሩ ካብ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት…