ጉዳይ ትግራይ ብዘላቕነት ፍታሕ ክረክብ ዝኽእል ብኢህን-ምሂን ጥራሕ ኢዩ-ዶክተር ኣብረሃም በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳይ ትግራይ ብዘላቕነት ፍታሕ ክረክብ ዝኽእል ብኢህን-ምሂን፣ ብዘተን ሰላማዊ መንገድን ጥራሕ እዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም…