Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም። ቤት ምኽሪ ሴናተራት ኣሜሪካ ኣብቲ ዝቐረበ ማዕቐፍ ስምምዕነት ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቶም ፕሬዚዳንት ኣውፃእቲ ሕጊ እቲ ስምምዕነት…

ኮንፈረንስ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ኣብ ከተማ ኣዳማ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ማሕበረሰብ ዘለዉ ዘይምርድዳእ ብዘተ ብምፍታሕ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ…

ሳልሳይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ናይጄሪያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ናይጄሪያ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስዒቡ ሳልሳይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ናይጄሪያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ እነት ሃገራት ዝተስማዕማዓሎም ክልተኣዊ…

ውሩይ ድምፃዊ ዳዊት ነጋ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩይ ድምፃዊ ዳዊት ነጋ ትማሊ 5 ሰነ 2014 ዓ.ም ሰዓታት ኣጋግዘ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ ዝዓበየን ዝተምሃረን ድምፃዊ ዳዊት ነጋ፥ ገና ወዲ 10 ዓመት እንከሎ ወለዱ ብሞት ከምዝተፈልይዎ ኣብ ሓደ ፕሮግራም ቴለቪዥን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ሉዊጂ ዲ ማዮ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስተር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

መድረኽ መጠቓለሊ ዘተ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ኣብ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ መጠቓለሊ ዘተ ሰላም ማሕበረሰብ ዓፋርን ዒሳ ሶማሌን ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣዳራሽ ኣባ ገዳ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ማሐበረሰብ ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብዘተ ብምፍታሕ ዘላቒ ሰላም ምምፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር…

ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምጥፋእ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምልቃም ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ካብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ምዕራብ ኣርሲ፣ ምዕራብን ምብራቕ ጉጅ፣ ባሌን ኣርሲን ከምኡ እውን…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተወሳኺ ሚዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 22 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ተወሳኺ ሚዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየዱ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሓንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂን ብሪን ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ወርቁውሃ ጌታቸውን ዘርፌ…

ጦር ሩሲያ ዓቢዪ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ዓቢዪ ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ነይሮምዎ ዝተብሃለ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ። ኢንተርፋክስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፥ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ክልል ተርኖፒል ዝርከብ ኣፅዋር ኣሜሪካን ኣውሮፓን ኣፅዋራት…

ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዓቕመ ደካማታት ዝውዕልን ሓገዝ ናውቲ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገይሩ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣይተ ደበሌ ቃለታ 3 ሺሕን 500 ኩንታል ሲሚንቶን 26 ሺሕን 890 ቆርቆሮታትን ኣብ ክፍለ ከተማ…