ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዱሽ ምስ ዝተሾለሙ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚካኤል ሃመር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዱሽ ምስ ዝተሾለሙ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚካኤል ሃመር ተዛቲዮም።
ኣብ ቲ ዘተ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ከባቢታት ኣቕርቦት ሰብኣዊ…