Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ፅሕፈት ዝተመዓራረየሎም 53 ቋንቋታት ናብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ፅሕፈት ዝተመዓራረየሎም 53 ቋንቋታት ናብ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝኣተዉ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። ካልኣይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ቋንቋታት ትርጉምን መተርጎማይነትን ኣብ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ይሳለጥ…

ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ጥዕና ሩዋንዳ ዶክተር ዳንኤል ኔሚጄን ኣብ ቅዱስ ጳውሎስ ሆስፒታል ሚሊኒዬም ኮሌጅ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ፕሮግራማት ትምህርቲ ሕክምናን እቲ ሆስፒታል ተዓዚቦም።…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ እምነ ኩርናዕ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ጃራ ኣባገዳ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝውዕሉ ህንፃታት ኣንቢረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ አምነ ኩርናዕ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ጃራ ኣባገዳ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝውዕሉ ህንፃታት ኣንቢረን። እቲ ህንፃታት፥ መምሃሪ ከፍሊታት፣ ምምሕዳር፣ ንግልጋሎት ላይብረሪን ላብራቶሪን ዝውዕሉ ኢዮም።…

መናእሰይ ከስእነና ዝኽእል ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ክንከላኸሎ ይግባእ-ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ መናእሰይ ከስእነና ዝኽእል ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ክንከላኸሎ ይግባእ ምክትል  ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ  ብሰባት ናይ ምንጋድን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ናይ ምሽጋር ገበን ናይ ምክልኻለን ምቁፅፃርን…

ዓለም ለኸ ኮሚቱ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ሶማሌ ን1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቱ ቀይሕ መስቀል ኣብ ክልል ሶማሌ ወረዳ ቱሊጉሌድ ን1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዘርኢ ምሸላ ባሕሪ ምሸላን ዘካተተ እንትኸውን፥ ኣብቲ ክልል ንዝርከቡ 4 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ምክፍፋል ስርናይ እናካየደ ከምዝኾነ ካብቲ…

ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ 2014 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ። እቲ መድረኽ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝመርሕዎ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ 10 ኣዋርሕ እተን ኣብያተ ብዝምልከት ኢዩ ዝግምገም ዘሎ። ነቲ ፀብፃብ ዘቕረባ ሚኒስትር ፕላንን…

ኣብ ናይጀሪያ ኣብ ቤተክርስቲያን ብተፈጸመ መጥቃዕቲ ህይወት 50 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይጀሪያ ኣብ ዝርከብ ቤተክርስቲያን ካቶሊክ ዕጡቓት ብዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ ብውሑዱ ህይወት 50 ሰባት ሓሊፉ ተገሊፁ። ሰብ መዚ እታ ግዝኣት ከምዝሓሩዎ፥ ዕጡቓት ነቲ ተግባር ዝፈፀሙዎ፤ ምእመናን ቅዲስ ፍራንሲስ ኣብ ውሽጢ ዝተብሃለ ቤተክርስቲያን…

ንተመዛበልቲ ዋግ ኽምራ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦርቶዶስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሃገረ ስብከት ዋግ ኽምራ፥ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ንተመዛበልቲ ዋግ ኽምራ ገይራ። ነቲ ደገፍ ዘረከቡ ሊቀ ጳጳስ እቲ ሃገረ ስብከት ኣቡነ በርናባስ ከምዝበልዎ፥ ብምኽኒያት ኣብዛ ሃገር…

ጥንኩር ሃገር ንምህናፅ ሃገራዊ ፀገማት ብምይይጥን ብምዝርራብን ምፍታሕ የድሊ – ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥንኩር ሃገር ንምህናፅ ሃገራዊ ፀገማት ብምይይጥን ብምዝርራብን ምፍታሕ ከምዘድሊ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ መርሃ ግብሪ…

ህወሓት ሰብኣዊ ሓገዝ ካብ ንፁሃን ኣሕዲጉ ብምውሳድ ልምዲ ዘለዎ ውድብ ምዃኑ ነበር ዲፕሎማት ኣውሮፓ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ብምኽንያ ኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምሕዳግ ልምዱ የቐፅል ምህላዉ ነበር ዲፕሎማት ኣውሮፓ ተዛሪቦም። ጉዳይ ኢትዮጵያ ብቐረባ ዝከታተሉን ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩን ሲሞ ፓርቪያነን ምስ…