ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ዓረብ ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ድሌት ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንኣባላት ቤት ምኽሪ ኣምባሳደራት ሃገራት ዓረብን ኣምባሳደር ሊግ ዓረብን ብዝሓተቱዎ መሰረት ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን ኣዘራሪበን።
ዲን እቶም ኣምባሳደራት ኣብቲ እዋን ዘተ፥ እቲ ጉጅለ ብዝውክሉዎም ሃገራት ኣብ ሞንጎ…