ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ተገይሩ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ህፃናት(ዩኒሴፍ)ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ። ዩኒሴፍ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምክፍፋል ከይዲ ተጠናኺሩ ቀፂሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ-መንግስቲ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ ኢሉ። ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ኣብ መረብ ድሕንነት መረዳእታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምእተጠናኽር ገሊፃ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ መረብ ድሕንነት መረዳእታ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዲጂታል ልምዓት፣ ኮሙኒኬሽንን መራኸብቲ ሓፋሽን ሩሲያ ማክሲም ፓርሺን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ዘቲዮም Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ብምጥማት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ኣብ…
ቴክኖሎጂ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካዊ ኣጀንዳ ንክሕዝ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ ገሊፀን። ብኣካቢነት ወላዲ ኢንተርኔት ብምባል ዝፅውዑ ቬንት ሰርፍ ዝምራሕ ፓነል ምሕደራ ኢንተርኔት ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴዔታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል- ቡርሃን ምስ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም። ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚስትራት ኢጋድ ንዝተሳተፉ ሚኒስትራት ጌዳይ ወፃኢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ተቐቲሉ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ “ካሊፍ” ብምባል ዝፅውዖ መራሒ “ኣይ ኤስ” ነበር ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ኣቡ ኣልሓሰን ኣልሓሸሚ ኣልቝረይሺ ኣብ ኲናት ከምዝተቐተለ ምክትል መራሒ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ምግላፁ ኣርቲን…
ስፓርት ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እተን ጋንታታት ምሸት ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ጃፓን ምስ ስፔን ክፃወታ ኢየን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ Desta Dec 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኔስኮ ንኢትዮጵያን ንስራሕቲ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽንን ህንፀት ዓቕሚ ማሕበረሰብ ሬዲዮን ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ ምስ ረዳት ዳይሬክተር ሓበሬታ ዩኔስኮ ቶፊቅ ጀላሲ ተዛቲዮም። ዶክተር በለጠ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ካርቱም እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዘቕረቡዎ ፀብፃብ ብምፅቕ ተዛዚሙ። እቲ ቢት ምኽ…