ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 998 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 998 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ 985 ደቂ ተብዕትዮን ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዘፈር ፋይናንስ ውፅታዊ ኣፈፃፅማ ከምዝነበሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዘፈር ፋይናንስ ውፅታዊ ኣፈፃፅማ ከምዝነበሮ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ኣፈፃፅማ ዘፈር ዕቤት ባንኪ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ብምድሃብ ምስ ተወከልቲ ባንኪታት ይዛተ ኣሎ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ መናእሰይ ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ መናእሰይ እቲ ክልል ዘቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ መናእሰይ እቲ ክል ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ኣብ ዝህልዎም ግደን ንመናእሰይ ምስ ወድዓዊ ሃገራዊ ኩነታ ዘለዎ ሓቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቴክኖሎጂ “ቴክስት ሪኮግኒሽን” ብምትሕብባር ንምስራሕ ምስ ዩኒቨርሲቲ ቻይና ስምምዕነት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ኣብ ቴክኖሎጂ “ቴክስት ሪኮግኒሽን” ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ምስ ዩኒቨርሲቲ ቻይና ዝኾነ ዩኒቨርሲቲ ሁዌዦንግ ተፈራሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ ሪኮግኒሽን ቴክኖሎጂ ቴክስት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ Desta Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ድሕንነት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ቅድም ኢሎም ተለሊዮም ዝነበሩ ሃገራዊ ስግኣታት መሰረት ብምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲን ዘጋጠሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክረምታዊ ማእቶት ዝኸውን ዕድጊት ኣግሮ ኬሚካል ንምክያድ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዶላር ተሰሊጡ-ሚኒስቴር ሕርሻ Desta Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክረምታዊ ማእቶት 2014/2015 ዓ.ም ዝኸውን ዕድጊት ኣግሮ ኬሚካል ንምክያድ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዶላር ተሰሊጡ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶክተር ሶፊያ ካሳ ከምዝበልኡ፥ ፍሪያት ሕርሻ ንምስሳን ብፍላይ እታዎታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዘይተፈንጀረ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ተረኺቡ Desta Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓደ ሩባ ኢጣልያ ጥሒሉ ንሓያሎ ዓመታት ከዘይተፈንጀረ ዝፀንሐ ቦምባ ካልኣይ ኲናት ዓለም ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ 450 ኪሎ ግራም ዝምዘን ቦምባ፥ ኣብ ገምገም እቲ ዝተፀንቀቐ ሩባ “ፖ” እዩ ብገፈፍቲ ዓሳ ተረኺቡ ተባሂሉ። ሰፊሕ ክፋላት…
ቢዝነስ 42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ክኣትዉ ኢዮም Desta Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)42 ሰብ ሃፍቲን ውልቀ ኣልማዕቲን ናብ ቡልቡላ ዝተዋደደ ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ፓርክ ህንፀቱ ብምዝዛም ሰብ ሃፍቲን ሰብ ውልቀ ኣልማዕቲን ብዝሓሸ ብርኪ ንምጥቃም ሙሉእ ምድላው ምዝዛሙ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ 122 ኩንታ መዕወኒ ሓሽሽ ከምዝተወገደ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ፖሊስ ዞባ ምዕራብ ኣርሲን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ 122 ኩንታል መዕወኒ ሓሽሽ ከምዘወገደ ገሊፁ። ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ሻሸመኔ ኮማንደር ሽመልስ ቀናው÷ ኣብታ ወረዳ መዕኒ ሓሽሽ ንምቁፅፃር ተኸታታሊ ትዕዝብቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጣቢያ ኒውክሌር ዝግበር ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ተግባር ርእሰ ቅትለት ኢዩ – ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግኣት ጎንፂ ኒውክሌር ድሕሪ ብዙሕ ዓማውቲ ዳግም ከምዘንሳዕረረ ዋናፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ገሊፆም፡፡ መንግስታት ናይ ኒውክሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት እቲ ጦር መሳርሒ ቀዳማይ ሕርአን ክገብራ ከምዘይግባእ ሓቲቶም። ኣብ ዩክሬን…