ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ዋና መራሒ ጦር ኮይኑ እናርሐ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ንመንግስቲ ኢዱ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ንባዕሉ ግምባር ናፅነት ጋምቤላ (ጋነግ) ኢሉ ዝፅውዕ ውድብ ዋና መራሒ ጦር ኮይኑ እናርሐ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣይተ ዛን ዱዌር ብሰላማዊ መገዲ ንምቅላስ ንመንግስቲ ኢዱ ሂቡ።
እቲ ውልቀ ሰብ ቅድም ክብል መንግስቲ እቲ ክልል…