መንግስቲ ንዝገብሮ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ኣድላዪ ደገፍ ከንገብር ኢና-ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብኲናት ንዝዓነዉ ከባቢታት ኣብ ዝገብሮ ስራሕቲ እግሪ ምትካል ኣድላዪ ደገፍ ከንገብር ኢና ክብል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሓላፊ…