Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ሩሲያ ስትራቴጂካዊት ከተማ ሊማን ሙሉእ ብሙሉእ ተቖፃፂሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ሩሲያ ንዩክሬን ልዑል ስትራቴጂካዊት ከተማ ዝኾነት ከተማ ሊማን ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተቖፃፅረ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣረጋጊፁ። ብኻሊእ መዳይ ኣብ ግዝኣት ሉሃንስክ፣ ዩክሬን ኣስታት 10 ሺሕ ዝኾኑ ወተሃደራት ሩሲያ ከምዝተዋፈሩ…

“ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታውፅኢታዊ ዘተ ገይረ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ ከም ኩሉ ጊዘ ጨ ምስ ሓወይ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታውፅኢታዊ ዘተ ገይረ” ኢሎም።…

ባንኪ ዓለም ንዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅለሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንዕውትነት ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅለሉ ኣፍሊጡ። ካብ ባንኪ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፕሮግራም ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ምስ ዘተግብራ አብያተ ዕዮ ተዛቲዮም። ኣብ…

ምስሊ ፕሮጀክት ሸገር ኣዲስ ንምምዕባል ብዝቐረቡ ሓሳባት ዲዛይን ሪኢቶ ንምእካብ ዝዓለመ ኤግዚቢሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስሊ ፕሮጀክት ሸገር ኣዲስ ንምምዕባል ብዝቐረቡ ሓሳባት ዲዛይን ሪኢቶ ንምእካብ ዝዓለመ ኤግዚቢሽን ተኸፊቱ። እቲ ኤግዚቢሽን  ባንኪ መሬትን ልምዓት ኮርፖሬሽን ዘዳለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብ  መስቀል…

ኣብ ሃገራዊ ዘተ ኩሉ ዜጋ ኣጀንዳ ዘመዝግበሉ ኣሰራርሓ ከምዝህሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዘተ ኩሉ ዜጋ ኣጀንዳ ዘመዝግበሉ ኣሰራርሓ ከምዝህሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ፥ ሓሳባት እቲ ዘተ ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ከምዝእከቡ…

“ኩለ መዳያዊ ዓወት ኢትዮጵያ ዘንፀብራቕ እዩ’’ ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ዓውደ ርኢይ  ፎቶግራፍ ኣብ ከተማ ሃረሪ ተኽፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኩለ መዳያዊ ዓወት ኢትዮጵያ ዘንፀብራቕ እዩ’’ ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ ዓውደ ርኢይ  ፎቶግራፍ ኣብ ከተማ ሃረሪ ተኽፊቱ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ዋና ዳይሬክተር ሰብመዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣይተ መሓመድ ኢድሪስ፣ ዋና ስራሕ…

ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣባላት ፖሊስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ መርሃ ግብሪ ምሃብ ማዕርግ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣባላት ፖሊስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ መርሃ ግብሪ ምሃብ ማዕርግ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ንተመለስቲ ኣባላት ፖሊስ ፍሉይ ሓይሊ እታ ክልል ኣቀባብላን ንኣመራርሓታት ስትራቴጂ ኣፍልጦ ምሃብን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክትታት ሜጋ ዑደት ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክትታት ሜጋ ዑደት ኣሳሊጠን። እቶም ፕሮጀክትታት ኣብ ዝተሓሰበሎም እዋን ብቕልጣፈን ፅፈትን ሓልዮም ንክዛዘሙ ኣብ…

ኢትዮጵያውያን ብዘመናት ዝተሃንፀ ምትእምማን ህዝቢ ንምፍራስ ዝግበሩ ፃዕርታት ከስተውዕሉን  ከፍሽሉዎን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘመናት ዝተሃንፀ ሃፍቲ ማሕበረሰብ ብምሽርሻር ኣብ መንጎ ህዝቢ ምትእምማን ከይህሉ ዝግበር ፃዕሪ ማሕበረሰብ ህድእ ኢሉ ከስተውዕልን ከፈሽሎን ምሁራን ፃውዒት ኣቕሪቦም። መምህር ፖለቲካል ሳይንስ ኣይተ ደጉ ኣስረስ፥ መንግስቲ ፍትሒ ብምንጋስን…

ዩኒቨርሲቲ ዋቻሞ ዘሰለጠኖም ልዕሊ 2 ሽሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቻሞ ብመርሃ ግብሪ መደበኛን ተኸታታሊን ዘሰልጠኖም 2 ሽሕን 200 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ን9ይ ዙር ኣብ ኮሌጅ ኢንጂነሪንግን ቴክኖሎጂን ብክፍሊ ትምህርቲ ተፈጥሮዊ ሳይንስን ማሕበራዊ ሳይንስን ብመርሐ ግብር ቀዳማይ ዲግሪ…