ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ Desta Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡ እቲ ፓናል ዘተ “ስዓራይ ህዝቢ ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘድሃበ እዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ኣብ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም Desta Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ሀንፃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ቤተ መንግስትን ሆቴልን ሸራተንን ኣብ ዘሎ ቦታ ዝተሃነፀ ብዓይነቱ ሓዱሽ ዝኾነ ሙዚየም ሳይንስን ስነ ጥበብን ኢዩ ተባሂሉ። ናይቲ ሙዚየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 55 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ኩነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣፍሪካ ንኣፍሪካውያን" ዝተሰምየ 55 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ኩነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ኣህጉራዊ ኩነት ንምክያድ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣቢሲኒያ ቢዝነስ ኔትወርክን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ኣብዱላሂ ያሬ ተቐቲሉ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ኣብዱላሂ ያሬ ብዝተወሰደሉ መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝተቐተለ መንግስቲ ሶማሊያ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ሓበሬታ ሶማሊያ ከምዝሓበሮ÷ መስራቲ ኣልሸባብ ከምዝኾነ ዝእመነሉ ኣብዱላሂ ያሬ ኣብ ከባቢ ጠረፍ ባሕሪ ሃራምካ ሶማሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን። እቲ ደገፍ ምግቢ፣ መድሓኒትን ዝተፈላለዩ ናውቲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ እቲ ደገፍ ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎመወ ንስራሕቲ መገዲ ባቡር ዝውዕሉ ናውቲ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎመወ ንስራሕቲ መገዲ ባቡር ዝውዕሉ ናውቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ሸዋሮቢት ኣፍሊጡ። ዝምለልከቶም መንግስታት ፌዴራልን ክልልን እቶም ናውቲ ብግቡእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ወላይታ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 34 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ወላይታ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 34 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። እቲ ሓገዝ 116 ሰንጋታትን 387 ኣባጊዕን ኣጣልን ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ምግቢ ተንከፍን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑን ናውቲን ዘካተተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በዓላት ዕግርግር ብምውላዕ ናብ ሃገራዎ ቅልውላው ንክሰጋገር ሽርሒ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 166 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ቢሸፍቱን ኣብ ዝተገበሩ በዓላት ዳመራን ኢሬቻን ዕግርግር ብምውላዕ ናብ ሃገራዎ ቅልውላው ንክሰጋገር ሽርሒ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 166 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 138 ኣባላትን ኣመራርሓን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔ ተማሪኾም Desta Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኣዛዚ ቀጠና ደቡብ ሓዊሱ 138 ኣባላትን ኣመራርሓን ጉጅለ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ተማሪኾም። እቲ ጉጅለ ንረብሓ ህዝቢ ሰርሕ ኣለኹ ካብ ዝብል መደናገሪ ሓሳቡ ብተፃራሪ ደው ዝበለን ስቓይ ህዝቢ ዘናውሕን ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምይይጥ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ሆፕ ቱሙኩነድን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ነተን ኣምባሳደር ኣብ ቤት ጽሕፈቶም ተቐቢሎም…