ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣብቲ ዘባ ካብ ዘለዋ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተኣከበ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ። 193 ሃገራት ብኣባልነት ዝሓዘ እቲ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ጉባኤኡ ኣካይዱ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ…
ቢዝነስ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን Desta Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዕድል ስራሕን ሰላም ኢንዱስትሪን ዝጠመቱ ዛዕባታት ብዝምልከት ልዝብ ከምዝተገበረሉ ተዛሪበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። እቶም መመርመሪ መሳርሒታት÷ ብማእኸል ምርምር መፅናዕቲ ባዮቴክኖሎጂን ስቴት ቫይሮሎጂን ሩሲያ ዝፈረዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ እቲ ርኽክብ÷…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ Desta Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ፌዴሬሽን ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን፥ ግዝኣት ዶኔስክ፣ ሉሃንስ፣ ኬርሰንን ዛፖሮዢየን ኣካል ሩሲያ ንክኾና ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኣመሓደርቲ እተን ገዝኣታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣባ ልዕሊ 22 ሺሕ ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባራዊ ዝተገበረ መምርሒ ዕድጊት ሲሚንቶ ካብ ዝፈቕዶ ወፃእ 22 ሺሕን 293 ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እናተርኣየ ዝርከብ ናህራ ዋጋ ሲሚንቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሳይንስ ሙዚየም ከተማና ብቴክኖሎጂ ዝማዕበለት ከተማ ኣብ ምግባር ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ናይ ሳይንስ ሙዚየም ከተማና ብቴክኖሎጂ ዝማዕበለት ከተማ (ስማርት ሲቲ) ኣብ ምግባር ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋጤ ስርሞሎ ንሚኒስተር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበን። እቲ ደገፍ ካብ ህዝቢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ኣብ ክልል ኣየር ጃፓን ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣብ ክልል ኣየር ጃፓን ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ። እቲ ባሊስቲክ ሚሳኤል ኣብ ፓሲፊክ ውቅያኖስ ከምዝዓለበ ዝተሓበረ እንትኸውን፥ ቅድሚ ምዕላቡ 4 ሺሕን 500 ኪሎ ሜትሮ ተጓዒዙ ተባሂሉ፡፡ እቲ ዝተወንጨፈ ማእኸላይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንፈረንስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Oct 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ኮንፈረንስ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነንን ተረኺቦም። ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል…