ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ደገፍ ስምምዕነት 44 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። እቲ 40 ሚሊየን ዶላር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንምግብን ስነ ምግበን ድሕንነት ፕሮግራም ኣፈፃፅማ ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ። 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ድማ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ቅድሚ ሒደት መዓልታት “ኣቶ” ኣብ ዝበሃል ቦታ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ። ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭን ኣይተ ደመቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ጥንኩር ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ዝርከብ ጥምር ሓይሊ ፀፅታ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ጥንኩር ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 94 ኮሎኔል ታደሰ ጉተማ÷ እቲ ጥሙር ሓይሊ ፀፅታ ግብረ ራዕዲ ሸኔ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲየን Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ተዛቲየን። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ እቶም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ፥ ትማሊ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይዝከር። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን-ሚኒስቴር ጥዕና Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ኣብ እዋናዊ ለበዳታት ጥዕና ጠሚቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም፥ ብዝተገበረ ክትትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 488 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 488 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ። ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን፥ እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂበን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ከም ለበዳ ኮቪድ-19፣ ጎንፂ፣ ድርቂን ዝቕባባ ዋጋን ዝበሉ ፈተናታት ብምፅዋር፥ ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌታት ስነ ስርዓት ምፍናው ተሳሊጡ Desta Jul 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝግበር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌታት ስነ ስርዓት ምፍናው ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ምፍናው 2 ሰዓት ናይ ንጎሆ ዝተገበረ እነትኸውን፥ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተወከልቲ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ እውን ከም ትማሊ፥ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ ኣእዳውና ንምስግን ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚሊስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Jul 27, 2022 0 አዲስ አበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ እዉን ከም ትማሊ፣ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ አእዳዉና ንምጋና ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝኸበርኩም ህዝብታት ሃገርና ኢትዮጵያዉያንን ኢትዮጵያውያትን ኢትዮጵያ ዝብል ሸም ንሽግራት ዘይምበርካኽ ብፈተና…