Fana: At a Speed of Life!

ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ። ሓላፊ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ኣይተ መስፍን ገዛኸኝ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ብምትሕብባር ግራዝማች ኢንተርቴይመንት አስተባባሪነት ከምዝካየድ ገሊፆም። 4 ሚሊየን መፃሕፍቲ…

አብ ልዕሊ ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አብ ልዕሊ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ። ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝርከቡ ወረዳታት ኣቦቴን ወረጃርሶን ብምንቅስቓስ ንብረት እንትዘርፉን ህዝቢ እንተሳቕዩን ዝነበሩ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ሸኔ…

ዘላቒ ስላም ንምምፃእ ሰላማዊ ኣተሓሳስባ ክቕበል ዝኽእል ኣእምሮ ክህሉ ይግባእ-ድምፃዊ ምዑዝ ገ/ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ተፈጢሩ ዘሎ ዘይምርድዳእ ናብ ውሕሱን ዘላቒ ስላምን ንምምፃእ ንሰላም ድልው ዝኾነ ፖለቲከኛ፣ ህዝቢ፣ ኢሉ እውን ሰላማዊ ኣተሓሳስባ ክቕበል ዝኽእል ኣእምሮ ክህሉ ይግባእ ክብል  ድምፃዊ ምዑዝ ገ/ስላሴ ገሊፁ። ድምፃዊ ምዑዝ ምስ…

ስራሕቲ ልምዓት ኣብ ዝተተለመሎም እዋን ንክዛዘሙ ኣድላዪ ደገፍ ንምግባር ድልዋት ኢና-ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ከፍለ ከተማ ጨርቂስ ዘለዉ ፕሮጀክትታት 60 መዓልታት ዑደት ገይረን። እተን ከንቲባ፥ ዓውዲታት ኣገልግሎት፣ ፅባቐ እታ ከተማን ስራሕቲ ሕርሻ ከተማን ዘለውዎ ብርኪ ርእየን። ኣብቲ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣቢይ ኣሕመድ ብዘፈልፈልዎ ሓሳብን ግደ ኣመራርሐኦምን ዝተሃነፁን ዝህነፁ ዘለዉን ፕሮጀክትታት ተዛዋዊሮም ተዓዚቦም። ኣመራርሓ እታ ከተማ ሓዱሽ…

ኢንስቲቲዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ISO/IEC 17025 ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብራቶሪ ፍተሻ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ኢንስቲቲዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ISO/IEC 17025 ረኺቡ። ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ዝተረኸቡ ተወካሊ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ስልጣንን ተግባርን ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ፌዴራል ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ 1263/2014…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ውቅብቲ ንክትከውንን ዓለም ለኸ ደረጃ ዝምጥን ፅባቐ ንክህልዋን ካብ መንጎ ዝስርሑ ስራሕቲ ቀለም ህንፃታትን ቁመትን ዝውስን ኣሰራርሓ ምትግባር ኢዩ ኢሉ።…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምክልኻል ሕፅረት መግቢ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ቢሊዮን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምክልኻል ሕፅረት መግቢ ኣብታ ኣህጉር ዝርከባ ሃገራት ዝውዕል እዩ ዝበሎ 1 ነጥቢ 5 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። እቲ ባንኪ ዘፅደቖ ድጋፍ ኣብ ኲናት ዩክሬን ሩስያ ዘጋጠመ ሕፅረት ቀረብ ንምሽፋን ዝውዕል እንትኸውን፥…

“ስለ ኢትዮጵያ” ዝተሰመየ ሃገራዊ መድረኽ ኣብ ድሬዳዋ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሲ ዝተሰናደአ መበል ካልኣይ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሓመድ ሺዴ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚ፣ ሰብሙያ…