ዞባታት ምዕራብ ኦሞን ካፋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባታት ምዕራብ ኦሞን ካፋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም።
ዞባ ካፋ ልዕሊ 31 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ዝገበረ እንትኸውን÷ እቲ ሓገዝ…