Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ 1193 ምልምል ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ኮንቲንጀንት ኮልፌ 1 ሽሕን 193 ሓደሽቲ ምልምላት ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ፖሊስ ምዃን ክቡር ሞያ እዩ ኢለን።…

መበል ዓስራይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ምርምርን መፅናዕትን ቱሪዝም ኣብ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ምርምርን መፅናዕትን ቱሪዝምኣብ ከተማ ሰመራ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኮንፈረንስ፥ "ቱሪዝም ንፈጠራ ዕድል ስራሕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። እቲ  ኮንፈረንስ  ኢንስቲትዮት መሰልጠኒ ቱሪዝም ኣብ ኢትዮጵያ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀዳማይ ዙር ስነስርዓት ምረቓ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ተረኺቦም፡፡…

ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታ ከምኡ እውን ቀፃልነት ሃገር ንምርግጋፅ ብሕታዊ መማረፂ ልዕልነት ሕጊ ምኽባር ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታ ከምኡ እውን ቀፃልነት ሃገር ንምርግጋፅ ብሕታዊ መማረፂ ልዕልነት ሕጊ ምኽባር ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ማሕለኻታት ብምፅዋር ግቡኣ ብዓወት እናፈፀመ ይርከብ – ሜጀር ጄኔራል ጆይሳኩር ሜኖን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ ኣቀማምጣ መሬት ማሕለኻታት ብምፅዋር ግቡኡ ብዓወት እናፈፀመ ከምዝርከብ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣኽባሪ ሰላም ሓላፊ ስትራቴጂክ ርክብ ሜጀር ጄኔራል ጆይሳኩር ሜኖን ገሊፆም። እቶም ጀነራል መኮንን ጉጅለ…

በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርንምግቢ፣ መድሓኒትን ክንንክን ጥዕናን ኣዲስ ኣበባ ገበታ ጨው ሮምን የገበታ ጨው ፍርያት መዓር ሴንሆንን መረጋገፂ ብቕዓት ጥዕና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ምምሕዳርን ቁፅፅርንምግቢ፣ መድሓኒትን ክንንክን ጥዕናን ኣዲስ ኣበባ ገበታ ጨው ሮምን የገበታ ጨው ፍርያት መዓር ሴንሆንን መረጋገፂ ብቕዓት ጥዕና ስለዘይሎም ካብ ዕዳጋ እናተኣከቡ ከምዝኾኑ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ ውፅኢት ፍርያት ገበታ…

1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 60 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 769 ደቂ ተብዕትዮን 338…

76 ንፁሃን ዜጋታት ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ህይወቶም ንኽጠፍእ ዝገበሩ ተኸሰስቲ ክሳብ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ተወሲኑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከል ወረዳታት ማንዱራ፣ ዳንጉርን ፓዊ 76 ንፁሃን ዜጋታት ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ህይወቶም ንኽጠፍእ ዝገበሩ ተኸሰስቲ ከከም ተሳትፎ ገበኖም ክሳብ ዕድመ ልክዕ ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ተወሲኑዎም። እቶም ተኸሰስቲ…

ን28 ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ሃገራውያን ማላዊን ግብፂን ንትገብሮ ፀወታ ን28 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ። ብኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ 25ን 29 ጉንበት ምስ ሃገራውያን ጋንታታ…

ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ብ10 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተሃነፁ 2 ሺሕ 700 መንበሪ ኣባይቲ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ብ10 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተሃነፁ ንሰራሕተኛታት ዘተኣናግዱ 2 ሺሕ 700 መንበሪ ኣባይቲ ተመሪቖም። ኣብ ውሽጢ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኩባኒያታት፥ ሺንትስ ዝተብሃለ ኩባኒያ…