ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ወልዲያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ይካየድ ኣሎ Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ይካየድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ዞባ ሰሜን ወሎ ወረዳ ጉባ ላፍቶ ምስ ባንኪ ደም ወልዲያ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ተሳተፍቲ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ግንባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ Desta Sep 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሰመራ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ብርእሰ ምምሕዳር ኣወል ኣርባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ክሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መለክዒ ሞያ እንተያማለአ ዝተሰናደአ ፀብፃብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ንኽቃወሙዎ ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ዘቕረቦ ትሕቲ ደረጃ ዝኾነ ፀብፃብ መለክዒ ሞያ እንተየማለአ ዝተሰናደአ ፀብፃብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኽቃወሙዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽፋን ንግዲ ጦር መሳርሒ እናነገደ ዝነበረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብሽፋን ንግዲ መስተ ጦር መሳርሒ እናነገደ ዝነበረ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ መንሪ ገዛ እቲ ተጠርጣሪ ብዝተገበረ ፍተሻ ዝተፈላለየ ኣፅዋራትን ተተኮስቲ ጠያይቲን ሓዊሱ 80 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያን ኣመልኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ፖለቲካዊ ድሌት ዝተሓንገጠ ኢዩ – ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን… Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ንኢትዮጵያን ኣመልኪቶም ዘውፅኡዎ መግለፂ ፖለቲካዊ ድሌት ዝተሓንገጠ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን ኣፍሊጡ። ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት÷ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኲናት ተተሓሒዙ ዝተፈፀመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ቀዳማይ ፀብፃብ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ምስቲ ኲናት ተተሓሒዞም ዝተፈፀሙ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ቀዳማይ ፀብፃብ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ግብረ ሓይሊ÷ ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ማለት እውን ካብ መስከረም ክሳብ 25 መጋቢት 2014…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፋብሪካ መፍረዪ “ኢንሱሌሽን ብላንኬት” ኣውሮፕላን ኣመሪቑ Desta Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፋብሪካ መፍረዪ "ኢንሱሌሽን ብላንኬት" ኣውሮፕላን ኣመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ብልዕሊ 6 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝተሃነፀ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ ጣሰው መስፍን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤሚረታት ዓረብን ኣብ ጉዳይ ገበን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒቴር ፍትሒ ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ፍትሒ ሕቡራት ኤሚረታት ዓረብን ኣብ ጉዳይ ገበን ብሓባር ንምስራሕን ገበነኛታት ኣሕሊፍካ ንመሃብን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ዲኤታ ፍትሒ ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደውን ሚነሲትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንፖለቲካዊ ባህጊ መፈፀሚ ዝወዓለን ሓቂ ዝኸሓደን ኢዩ”-ጄፍ ፒርስ Desta Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ንፖለቲካዊ ባህጊ መፈፀሚ ዝወዓለን ሓቂ ዝኸሓደን ኢዩ” ክብሉ ተመራማሪ ታሪኽ ጄፍ ፒርስ ኣፍሊጦም። ካናዳዊ ተመራማሪ ታሪኽን ደራሲን ጄፍ ፒርስ፥ በቲ ኮሚሽን ምስክርነትን ፍልፍላት ሓበሬታን ዝተጋበዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ÷ ሚነሲትር ምክልኻል ዶክተር ኣብርሃም በላይን ዳይሬክተር…