ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሃገር ለኸ ተርጎምቲ ሕጊ መድረኽ ርክብ ንኽጠናኸር ሓገዙ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ርክብ ተርጎምቲ ሕጊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ብኣተሓባባርነት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፕሬዚዳንታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ክልልን ዝተሳተፉሉ መድረኽ፥ ኣብ ዛዕባ ኣዋጅ ርክብ መንግስታት ኣድሂቡ ልዝብ ይግበር ኣሎ፡፡…