ስፓርት ኣትሌት ጎይቶም ገ/ስላሰ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ሻምፒዮና ዓለም ተዓዊታ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጎይተቶ ገብረስላሰ ንሃገራ ሳልሳይ ሜዳልያ ወርቂ አመዝጊባ፡፡ ቅድሚ ሰዓታት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ሜዳልያ ጎይተቶም ገብረስላሴ ብዓወት ዛዚማ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዶ ተምሃራይ ኤፍሬም ብመርሃግብሪ ድኻ ተኮር ካብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ በዓል ክልተ መደቀሲ ተዋሂቡዋ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኣዶ ተምሃራይ ኤፍሬም በለጠ ብመርሃግብሪ ድኻ ተኮር ካብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ በዓል ክልተ መደቀሲ ሂቡዋ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከመዝበልኡ፥ ምምሃር ኣብ ኣተሓሳስባ ደቂ ሰባት ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያን ሽልማት ዕድመ ልክዕ ተደርኪቱሎም Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያን ሽልማት ዕድመ ልክዕ ተደርኪቱሎም። እቲ ሽልማት ፍላይት ግሎባል ዝተብሃለ ኩባኒያ አንግሊዝ ዝሃቦም እንትኸውን፥ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየር ንዘርኣይዎ ዝለዓለ ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መድረኽ ምምራፅ ኣመራርሕኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መድረኽ ምምራፅ ኣመራርሕኡ የሳልጥ ኣሎ። ትካላዊ ለውጢን ሓድነትን ሙስሊማት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ካልኣይ ዙር ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ጥቡቕ ርክብ ብምፍጣር ኣብ ሞንጎ ዶብ እተን ሃገራት ዕጡቓት ሓይሊታት ከይንቀሳቐሱ ከምትከላኸል ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ጥቡቕ ርክብ ብምፍጣር ኣብ ሞንጎ ዶብ እተን ሃገራት ዕጡቓት ሓይሊታት ከይንቀሳቐሱ ከምትከላኸል ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ምክልኻል ብርጋዴር ጀኔራል ነቢል ዓብደላ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ተዛቲዮም Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፤ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክብ ክልቲአን ሃገት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኢትዮጵያ ልዕል 6 ሺሕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝስርሑ ስራሕቲ ፈጠራ ሓገዝ ከምዝግበረሎም ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፈጠራ ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባ ልዑል ኣስተዋፅ ከምዘለዎ ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ፥ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ጥዕና ሓሙሽተ ዓመት ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ብምድንፋዕ ዝሐሸ…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ Desta Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ። ኣብ ወድድር 10 ሺሕ መሄትሮ ደቂ ኣኒስትዮ ኣብ ናይ መወዳእታ ካልኢታት ኣትሌት ለተሰንበት ንሄለን ኦቢሪ ብኩርንዓ ወቒዓ ብዘብል ኬኒያ ንዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቐፀለ መውስቦ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዘቃለዐ ቃለ መሕትት Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መውስቦ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሕዚ እውን ዝቐፀለ ምዃኑ ዘቃለዐ ቃለ መሕትት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሓደ ኣፈፃሚ ጉዳይ ዝኾነ ኦን ላይን ሚዲያ ተኻይዱ። ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ግብረ ራዕዳውያን ተባሂሎም ዝተፈረጁ ህወሓትን ሸኔን…