Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 90 ህፃናትን 303 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር…

ሚኒስቴር ገንዘብን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ 300 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ባንክ ኣብ ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ንምጥያሽ ዝውዕል 300 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ  ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዝተነበረ ማዕቐብ ብዘይፃረር መገዲ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ። ሰብ መዚ እቲ ሕብረት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕ፥ እቶም ኩባኒያይ ንዝገዝእዎ ጋዝ ኣቐዲሞም…

ልኡኻት ፑንት ላንድ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ኣተገባብራ ፕሮጀክት መመሓየሺ ቆላማ ከባቢታ ልውውጥ ልምዲ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከፑንት ላንድ ዝመፅኡ ልኡኻት ኣብ ክልል ሶማሌ ብባንኪ ዓለምን ካልኦት ትካላትን ኣብ ዝድገፍ ኣተገባብራ ፕሮጀክት መመሓየሺ ቆላማ ከባቢታ ልውውጥ ልምዲ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ክልል በቲ ፕሮጀክት 36 ወረዳታት ዝተሓቖፋ እንትኾና፥ ኣገልግሎት…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ። ሃዲያ ሆሳእና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ንኢትዮጵያ ዝሰዓረት እንትትከውን፥ ሳምሶን ጥላሁን ኣብ መበል 22 ደቒቕ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሃዲያ…

ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያን ፖርቹጋልን ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምይይጥ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ሉዊሳ ፋርጎሶ ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ድማ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ክልቲአን ሃገራት ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ምይይጥ ኣካይደን። ክልቲአን ተዛተይቲ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ገፀር…

ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብፅግና ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። ስሩዕ ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ እቲ ሊግ ትማሊ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ሊግ ልዝብ ተገይሩሉ ኣብ ዝቐረበሉ ውፅት ገምጋምን ውሳነ ሓሳብን ተዛቲዩ ውሳነ ከምዘመሓላልፍ ትፅቢት…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዝፈርዩ ክታበታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣመልኪቱ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዝፈርዩ ክታበታት ኮቪድ-19 ኣብ ኣመልኪቱ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝፀውዖ ኣኼባ መርበብ ሓበሬታ ተሳቲፈን። እቲ ኣኼባ ፍርያት ክታበት ኣፍሪካ ናብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዕዳጋን ዝርገሐን ምእታው ብዛዕባ…

ባህሊ ዴሞክራሲ ንክጉልብትን ዘላቒ ሰላም ንክነግስን ክንሰርሕ ኢና-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ ዴሞክራሲ ንክጉልብትን ዘላቒ ሰላም ንክነግስን ክንሰርሕ ኢና ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣካላት ፈትሒ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዛቲዩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፥ እቲ…