ኣብ ዓመት 8 ነጥቢ 1 ሚሊየን ቶን ሲሚንቶ ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ ሲሚንቶ ኣብ ሸበል በረንታ ክህነፅ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓመት 8 ነጥቢ 1 ሚሊየን ቶን ሲሚንቶ ምፍራይ ዝኽእል ፋብሪካ ሲሚንቶ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ኣብ ሸበል በረንታ ክህነፅ እዩ፡፡
ምስ ህንፀት እቲ ፋብሪካ ተተሓሒዙ ስነ ስርዓት ክታም ፍቓድ ስምምዕነት ላዕላዋይ ብርኪ ፍርያት ማዕድን ኣብ ከተማ…