Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ተለዋዋጢ ብዝኾነ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካን ብብርኪ ኣፍሪካን ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኢታማዡር ሹማት ምክልኻል…

ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን…

ኮይካን ሚኒሰስቴር ሰላምን ጎንፂ ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት ማሕበረሰብ ዝሓቁፍ መፍትሒታት ንምፍጣር ዘስርሕ ፕሮጀክታ ንምፍፃም ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ (ኮይካ)ን ሚኒሰስቴር ሰላምን ጎንፂ ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት ማሕበረሰብ ዝሓቁፍ መፍትሒታት ንምፍጣር ዘስርሕ ፕሮጀክታ ንምፍፃም ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ፕሮጀክት ጎንፂ ኣብ ዝተፈጠረሎም ከባቢታት ዘላቒ…

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሚየር ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ሃዲያ ሆሳዕና ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሽቶ ስዒራ። ረፋድ ሰዓት 4 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ንጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ብምስዓር…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ መስዋእትነት ዝኸፈሉን ክቡር ኣካሎም ዝጎደሉን ጀጋኑና ተጋድሎ ብታሪክ ዝዝከር ኢዩ- ዶ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ መስዋእትነት ዝኸፈሉን ክቡር ኣካሎም ዝጎደሉን ጀጋኑና ተጋድሎ ብታሪክ ዝዝከር ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ  ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም። “ኣብ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውናን ዝተኸፈለ መስዋእትነት…

መበል 19 ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 ዲጂታል ጉባኤ ኢኖቬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ትሕዝቶን ኣገልግሎትን ዲጂታል ትኹረት ብምግባር ዝካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁሪያ ዓሊ፥ ከም ኢትዮጵያ ኣብ ዝበላ ብዙህነት…

5ይ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ፋይናንስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ሰብ ሞያ ቁጠባዊ ሃፍቲ፣ ተወከልቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣቕረብቲ ቴክኖሎጂን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ኣብ ወፃኢን ርከቡ ቁልፊ…

ኣብ ዞባ መተክ ልዕሊ 1 ሺሕ ዕጡቓት ዕጥቆም ፈቲሖም ዕርቂ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዞባ መተክ ወረዳታት ማንዱራን ዳንጉርን ንልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ተዓጢቖም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ልዕሊ 1 ሺሕ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ብመሰረት ባህሊ ዕርቂ ብሄረሰብ ጉሙዝ ዕጥቆም ኣረኪቦም ዕርቂ ፈፂሞም። ዋና…

ብባክተሪያ ዝመፅእ ሕማም ሃናት ብእዋኑ ዘይምሕካም ንሕማም ልቢ የቃልዕ- ሰብሞያ ሕክምና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ካብ 5 ዓመት ክሳብ 15 ዓመት ዝርከቡ ኣባፅሕ ብበዝሒ ንሕማም ሃናት ከምዝቃልዑ ሓበሬታታት የርእዩ። ከም ኢትዮጵያ ዝኣመሰላ ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝርከባ ሃገራት፤ መብዛሕትኦም ሰባት ኣብ ዕድመ ቁልዕነቶም ንሕማም ሃናት ይቃልዑ እዮም።…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ጉዳያት ምክልኻል ገበን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ጉዳያት ብገበን ዝድለዩ ሰባት ኣሕሊፍካ ንመሃብን ኣብ ጉዳያት ገበንን ሓበራዊ ምትሕብባር ሕጊ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብ ጉዳያት ፍትሒን ገበንን ዝግበሩ ምትሕብባራት ኣድለይቲን ኣብ ምክልኻል ገበን…