Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን  ስሩዕ ኣኼቡኡ ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 6ይ ዘበን ፓርላማ 1ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ብግፍዒ ንዝተጨፍጨፉ ንፁሃን ናይ ሕሊና ፀሎት ብምግባር ጉባኤኡ ጀሚሩ። ቃለ ጉባኤ ፈላማይ ህፁፅ ጉባኤ መርሚሩ ብምፅዳቕ ዘትኡ…

ኣይት ደመቀ መኮነን ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ሉሳካ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይት ደመቀ መኮነን ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ትማሊ ኣማሲዮም ናብ ዛምቢያ፣ ሉሳካ ኣምሪሖም። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንክልተ ተኸታተልቲ…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘውፅኦ ዕፃ ሓበራዊ መንሪ ኣባይቲ ብምጭብርባር ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ዝወፅአ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ 20/80ን 40/60ን ምስ ምውፃእ ዕፃ ተተሓሒዙ ካብ ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣባይቲን ብገበን ምጭብርባር ዝተጠርጠሩ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ዝርዝር ዕላዊ…

ኮሚሽነር ኪሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ዝነበሩ ኣይተ ምትኩ ካሳ ዝተኸሰሱሉ ገበን ፖሊስ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኪሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ዝነበሩ ኣይተ ምትኩ ካሳ ምስ ዳይሬክተር ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቭሎፕመንት ኣሶሴሸን የማነ ወ/ማሪያምን ካልኦት ሰራሕተኛታትን ብምስጥጣር ብሽም ተሓገዝቲ ነቲ ኣሶሲየሽን ካብ ዝተውሃበ ሓገዝ እኽሊን…

1 ሺሕን 18 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 18 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 1 ሺሕን 12 ደቂ ተብዕትዮን ሽዱሽተ ዕድሚኦም ትሕቲ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ሰሙን ዝወፅአ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ውድቂ ገይሩዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ዝወፅአ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ 20/80ን 40/60ን ውድቂ ገይሩዎ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ 1 ሓምለ 2014 ዓ.ም ዝወፅአ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፅባሕ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 6ይ ዘበን ፓርላማ 1ይ ዓመት እዋን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ተረፈ በዳዳ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣኼቡኡ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ሓገዝ ስምምዕነት 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ሓገዝ ስምምዕነት ፕሮግራም ምግቢ 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ከቲመን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ኣብቲ መዘክር ስምምዕነት ክታሞም ኣንቢሮም። ብጎንፂ፣…

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንፖሊስ ፌዴራል ዝግበር ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዝግበር ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ።እቲ ደገፍ ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ዕውትነት ልኡኽን ዘድሊ እታዎት ንምምላእ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረ ሚካኤል ምስ ጉጅለ…

ኢትዮጵያ ጥንኩር ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ንምትግባር እናተሰናደአት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ዓመት ጀሚሩ ጥንኩር ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ንምትግባር ኣብ ምድላው ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀነራል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ (ዜጋ ተኮር…