Fana: At a Speed of Life!

ማህበራዊ ምትእስሳር ንምዕሳል ኢትዮጵያዊ ክብርታት ንመነእሰይ ምሕላፍ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሓድነትን ማህበራዊ ምትእስሳርን ንምዕሳል ኢትዮጵያዊ ክብርታት ንመነእሰይ ምሕላፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ። ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲታት ሃዋሳን ዋቻሞን ተጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ዶክተር ስዩም ስልጠና…

ካብ ኣሌክሳንደር-ፑሺክን ብመዘሪ ጎፋ -ጎተራ ዝካየድ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣሌክሳንደር-ፑሺክን ብመዘሪ ጎፋ -ጎተራ ዝካየድ ፕሮጀክት ህንፀት መገዲ 99 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መካያዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ በየነን…

ዩኒቨርስቲ ኣርሲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተማሃሮ ኣ፣ሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ኣርሲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 327 ተማሃሮ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቢዝነስን ኢኮኖሚክስን 503፣ ብሕርሻን ተፈጥሮ ሳይንስን 159፣ ሳይንስ ጥዕና 141፣ ብማሕበረሰብን ስነ-ሰብን፣…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ኣምሪሖም። ፕሬዚዳንት ኤርትራ  ኢሳያስ ኣፈወርቂ  ብመሰረት ዘቕረቡሎም እንግዶት ኢዮም ናብቲ ሃገር ከይዶም ተባሂሉ። ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ…

መንግስቲ ዝሃቦ ኣማራፅታት ሰላም ተግባራዊ ብምግባር ኣብ ሃገርና ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ምርግጋፅ ይግባእ- ነበር መራሕቲ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝሃቦ ኣማራፅታት ሰላም ተግባራዊ ብምግባር ኣብ ሃገርና ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ምርግጋፅ ይግባእ ክብሉ ነበር መራሕቲ ኢትዮጵያ ገሊፆም። መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘለ ፀገም ብሰላም ንምፍታሕ ብምውሳን ነዚ ስራሕ ብዋናነት ዝፍፀም ሸውዓተ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ንመዓልቲ ናፅነት ደቡብ ሱዳን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንመበል 11 ዓመት መዓልቲ ናፅነት ደቡብ ሱዳን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን። እተን  ፕሬዚዳንት ብስም ህዝብን መንግስቲን ከምኡውን ብስመን ንህዝብን መንግስቲን ደቡብ ሱዳን መልእኽቲ እንኳዕ…

መበል 1443 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1443 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌዴራል ንህዝቢ ኣብ ጎኑ ብምስላፍን ምስ ካልኦት ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድን እቲ በዓል ክሳብ ዝዛዘም ብብቕዓት…

መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ብዘላቕነት ንምክልኻል ኣብ ህንፀት ትካላት ጠሚቱ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ፥ ጉጅለታት ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝፍፀምዎም መጥቃዕቲታት ብዘላቕነት ንምክልኻል ኣብ ህንፀት ትካላት ጠሚቱ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት…

ኤሎን መስክ ትዊተር ንምዕዳግ ዝኣተዎ ውዕል ከምዘቋረፆ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃብታም ዓለም ኤሎን መስክ ኣብ ናይ ትዊተር ዕድጊት ውዕሊ ዝተጠቐሱ ብዙሓት ነገራት ስለዘይተኸበሩ ንትዊተር ብ44 ቢልየን ዶላር ንምግዛእ ኣትይዎ ካብ ዝነበረ ውዕሊ ንገዛእ ርእሱ ከምዘንሳሕበ ተገሊፁ። ኤሎን መስክ 273 ነጥቢ 6 ቢልየን ዶላር…

ጥሕሰት መምርሒ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀማ 96 ካምፓሳት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥሕሰት መምርሒ ኣብ ልዕሊ ዝፈፀማ 96 ካምፓሳት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስጉምቲ መአረምታ ከምዝተወሰደ በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እተን ትካላት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዝርከባ ከምዝኾና ብምግላፅ፥ ኣብ ዝተኻየደ ሃንደበታዊ…