Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከምዝጅመር ቤት ፅሕፈት እቲ ሊግ ኣፍሊጡ። እቲ ኣኼባ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ብቀንዱ በቲ ሊግ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ብምግምጋም ንቐፀልቲ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቕምጥ…

ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014( ኤፍ ቢሲ)ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ቁፅፅር ዩክሬን ወፂኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ከምዝኣተወት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ሎሚ መዓልቲ ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝገበሩሎም ገለፃ፥…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብብርኪ ክልል 4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰኒ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብብርኪ ክልል 4ይ መርሃ ግብሪ ተኻላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ዞባ ኢሉባቡር ወረዳ ያዮ ኣጀሚሮም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ደኒ ያዮ ሃፍቲታት…

ረብሓ ህዝቢ ንምሕላው “ንኽእል ኢና” ብዝብል ዝተበገስናዮ ጉዳይ ጋህዲ ንምግባር ንሰርሕ ኣለና – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳትፎ ህዝቢ ብረጋገፀ መልክዑ ረብሓ ህዝቢ ንምሕላው “ንኽእል ኢና” ብዝብል ዝተበገስናዮ ጉዳይ ጋህዲ ንምግባር ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ካልኣይ ዓመት በዓል ምስረታ ክልላዊ መንግስ ሲዳማ ምኽንያት…

ኣብ ስራሕቲ  ልምዓት ሕርሻ  ዝድሃበ መድረክ ምኽክር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታት ክልላትን ዘድሃበ መድረክ ምኽክር ተኻይዱ፡፡ እቲ ምኽክር ብቀዋሚ ኮሚቴ ሕርሻን ብሚኒስቴር ሕርሻን ዝተዳለወ እንትኾን÷ ዝተፈላለዩ ኣካላት ሰብ ግደ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተገበረ እዩ፡፡ ኣካቢ…

ሕጊ ክወፅአሎምን ምምሕያሽ ኣብ ዝሓቱን ጉዳያት ምይይጥ እናተገበረሎም እንትወፁ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ጥንኩር ዓምዲ ይኸውን እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጊ ክወፅአሎምን ምምሕያሽ ዝሓቱ ጉዳያት ብመፅናዕቲ እናተፈለዩን ዕሙቕ ዘተ ኣናተገበረሎምን ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ጥንኩር ዓምዲ ከምዝኸውን ኣፈጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ተዛሪቦም። ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ ኣመራርሓታት ቆወምቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ጠጠው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ናብ ባህሬን ጠጠው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ጀሚሩ፡፡ አውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ባህሬን ማናማ እንትትበፅሕ÷ መራሒ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ…

ሕማም ዓበቕ ህበይ ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ኣይኣተወን – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓበቕ ህበይ” እናተብሃለ ዝፍለጥ ተመሓላላፊ ሕማም ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ከምዘይኣተወ ሚኒስቴር ጥዕና ኣረጋጊፁ። እቲ ሕማም ኣብ ኢትዮጵያ ተራኢዩ ክልተ ሰባት ናብ መፅንሒ ቦታ (ኳረንቲን) ኣቲዮም ዝብል ሓበሬታ ብጋዜጣ ሪፖርተር ወፂኡ ኣብ…

ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት ሃገራዊት ጋንታ ንምምልማል ከምዝሕግዝ ዝእመነሉ ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ እቲ ውድድር÷ ሓላፊ ቴክኒክ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ግዛቸው መኮንን ኣመራርሓ ኮሚሽን…

ቀዳማይ ምዕራፍ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ኣብርሆት  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓደ ወርሒ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት መዕፀዊ ቀዳማይ ምዕራፍ  ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣማኻሪ ማህበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ  …