ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 59 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 59 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 63 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 196 ደቂ ኣንስትዮን 800…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካዳሚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ። በዓል መዚ ንብረት ኣእምሮ ኢትዮጵያ ካብ ትካል ንብረት ኣእምሮ ዓለም ብመሰረት ዝረኸቦ ደገፍ ኢዩ ተኸፊቱ። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኤርሚያስ የማነብርሃን፥ ኣእምሮኣዊ ንብረት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ኣርባዕተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሖም ተሓቢሩ፡፡ ፖሊስ እቲ ተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳተፍቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ 2ይ ዙር “ጉዕዞ ናብ ሃገር ካብ ዒድ ናብ ዒድ” ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ 2ይ ዙር “ጉዕዞ ናብ ሃገር ካብ ዒድ ናብ ዒድ” ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙሃመድ እንድሪስ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሕስነት ማይ፣ ምግብን ኢነርጂን ዝጠመተ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ፍሎሪዳ ኢንተርናሽናል ዩኒቨርስቲ ም ማእኸል ምርምር ማኔጅመንት ማይ ኣፍሪካን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ብምዃን ዝተሰናደአ ኢዩ። ዕላምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ዓመት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዓመት በዓል ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣዳራሽ ባህሊ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምሃብ ተጀሚሩ። በቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፈተነኦም እናወሰዱ እንትኾኑ፥ እቲ ፈተና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ እንተፀኒዕኻ ፈተናታት ዕድላት ዕብየት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፤ “ዝሃነፅናዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢዜማ ንፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ መራሒ እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢዜማ ንፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ መራሒ እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ። ዜጋታት ኢትጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ቀዳማይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ትማሊ 26 ሰነ 2014 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ መረፃ፥ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ኣርክቴክት ዮሃንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታ ዋቸሞን ሚዜን ቴፒ ተምሃሮኦም ኣመሪቖም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታ ዋቸሞን ሚዜን ቴፒ ብተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተምሃሮኦም ኣመሪቖም። ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ኣብ ካምፓስ ዱራሜ ብዝተፈላለየ ዘፈር ሙያ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 273 ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ…