ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ሕቶ ኣቕሪበን Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ኣርጀንቲናን ናብ “ብሪክስ” ንምውሃድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሕቶ ከምዘቕረባ ተገሊፁ። እቲ ሕቶ ኣብ ጉባኤ “ብሪክስ ፕላስ” ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራኢሲን ፕሬዚዳንት ኣርጀንቲና ኣልቤርቶ ፈርናንዴዝ ኣብተ ጉባኤ ምስታፎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ- ኣይተ መላኩ ኣለበል Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ተሽከርከርቲ ዘፍሪዩ ሃገር በቆል ኢንዱስትሪታት ይፍጠሩ ኣለዉ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ሚኒስቴር፥ ንልዕሊ 100 ሰባት ዕድል ስራሕ ኣብ ዝፈጠረ “ፍራንኩን ኢት አውቶሞቲቭ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስትር ዶክተር በለጠ ሞላ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመመሓየሺ ፕሮግራም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ናይ ምድጋፍ ልእኽቱኡ ንኽዋፃእ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግናን ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ስትራቴጂካዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግናን ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይናን ስትራቴጂካዊ ርክበን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና አደም ፋራህን ሚኒስትር ዓለም ለኸ ርክብ ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሚዩኒስት ፓርቲ ቻይና ሊዩ ጂያንቾኦን ብዌብናር ዘተ ኣካይዶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምሩኻት ሱዳን ኣብ ኣደባባይ ቀቲሉ ብዝብል ብጦር ሱዳን ዝናፈስ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ኣተሓሕዛ ምሩኻት ብዘይተኸተለ መገዲ ወታደራተይ ቀቲሉ” ብዝብል ጦር ሱዳን ዘናፍሶ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዓለም ለኻዊ ዕቤትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስትራቴጂ ሰነድ ምክልኻል ብሄራዊ ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስትራቴጂ ሰነድ ምክልኻል ብሄራዊ ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራል፣ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ካልኦት ኣመራርሓ ፌዴራልምን ክልልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Desta Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፣ ከንቲባ ኣዳነሽ ኣበቤ፣ ሚኒስተር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬን ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፍልሲታት ብደቂ ኣንስትዮ ከምዝትከሉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፍልሲታት ብደቂ ኣንስትዮ ከምዝትከሉ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ኣፍሊጡ። ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከካይድ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ብወገን መንግስቲ ፌዴራል ጉጅለ ተደራዳሪ ሰላም ተሰይሙ Desta Jun 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ብወገን መንግስቲ ፌዴራል ጉጅለ ተደራዳሪ ሰላም ከምዝተሰየመ ተገሊፁ። ሚኒስትር ፍትሒን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ…