ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 62 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 62 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። እቲ ሓገዝ ሚኒትር ዲኤታ ፕላንን ልምዓትን ጥሩማር ኣባተንን ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ፖሊሲን መፅናዕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፈተንቲ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ትምሀርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ዓውዲ ትምህርቲ ተፈጥሮ ሳይንስ ተፈተንቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 8 ጥቅምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም፣ ምትሕብባርን ሕውነትን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ውፅኢታዊ ስራሕ ተሰሪሑ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ሰላም፣ ምትሕብባርን ሕውነትን ኣብ ዘጠናኽሩ ጉዳያት ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ ስሩዕ ኣኼቡኡ እናካየደ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ ማይክ ሃመር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ መንግስቲ ንሰላም ዘለዎ ቆራፅነት ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምይይጣት ቅድመ ጉባኤ 10ይ ጣና ፎረም ይካየዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳያ ሰላምን ፀፅታ ዝመክር ጉባኤ ጣና ፎረም ምይይጥ ቅድመ ጉባኤ ይሳለጥ ተጀሚሩ። እቲ ቅድመ ምይይጥ÷ ታሪኽ ቃልሲን መሪሕነትን ነበር ተቃላሲ ናፅነትን ፕሬዚዳንት ዛምቢያ ዝነበሩን ኬኔት ካውንዳ ኣድሂቡ እናተኻየደ ይርከብ። እቲ መኽፈቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቀረብ ሓይሊ ብምድንፋዕ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዞባዊ ውህደት ጋህዲ ንኽኸውን ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ኣሸብር ባልቻ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሙን ተበፃሕነቱን ብምድንፋዕ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዞባዊ ውህደት ጋህዲ ንኽኸውን እናሰርሐት ምዃና ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ኣሸብር ባልቻ ገሊፆም። ኣይተ ኣሸብር ካብ ኣባል ሃገራት ቋት ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚኣ ንምምሕያሽ ንእትገብሮ ፃዕሪ መሓዙት ሓገዞም ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚኣ ንምምሕያሽ ንእትገብሮ ፃዕሪ መሓዙት ኣካላት ሓገዞም ኣጠናኺሮም ንኽቕፅሉ ሓቲቶም። እቶም ሚኒስትርን ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴን÷ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ። ሳልሳይ የአዲስ አበባ ከተማ ምክር ቤት 2ኛ ዓመት የሥራ ዘመን 1ኛ መደበኛ ጉባዔ እየተካሄደ ነው፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ልዝብ ንኽግበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት መኖ እንስሳት ካብ ግብሪ ናፃ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት መኖ እንስሳት ካብ ግብሪ ናፃ ንምግባር ዘኽእል ስራሕ ኣነተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ መሪሕ ሃፍቲ ልምዓት መኖ እንስሳት ኣርኣያ ኣብርሃም ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ምስ ፍርያት መኖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ልምዓት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ናይሮቢ ኣትዩ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ልምዓት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ናይሮቢ ኬኒያ ኣትዩ። ኣባላት እቲ ልኡኽ ኣብቲ ቦታ እንትበፅሑ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ ባጫ ደበሌ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣተሓባባሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ…