ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝናብ ፅድያ ከስዕቦ ዝኽእል ሓደጋ ንምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ልዝብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝናብ ፅድያ ከስዕቦ ዝኽእል ሓደጋ ንምፅዋር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ልዝብ ተገይሩ። ላዕለዋይ ኮሚቴ ምላሽ ድርቂ ክልል ሶማሌ ስሩዕ ጉባኤ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ኩነታት ድርቂን ምላሽን ምውቃዕ ዝጀመረ ዝናብ ፅድያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 30 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ንምጉዕዓዝ ድልዋት ከምዝኾና ተገሊፁ Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 30 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ንምጉዕዓዝ ድልዋት ከምዝኾና ኣፍሊጡ። ሓላፊት ኮሙዩኒኬሽን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክሌር ኔቪል ከምዝገለፀኦ፥ ንህፁፅ እዋን ሓገዝ ዘድልዩ ቀረባትን ሃነፅቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዝተውፃእፅኡ ወተሃደራዊ መኮንናት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዝተውፃእፅኡ ወተሃደራዊ መኮንናት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መብርሂ ሂቦም። እቶም መኮንናት ኣብ ኮሌጅ ብሄራዊ ምክልኻል ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኖሎጂታት ለሙን ዝተኣከቡ ሓበሬታታት ሳትላይትን ኣብ ትግባር ክውዕሉ ከምዝግባእ እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኖሎጂታት ለሙን ዝተኣከቡ ሓበሬታታት ሳትላይትን ኣብ ትግባር ክውዕሉ ከምዝግባእ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ምውፋር ስራሕ ልምዓት ሃፍቲ ሰብን ቴክኖሎጂን ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኢንስቲትዩት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ስፔስ ሳይንስ ኢትዮጵያ ቴክኖሎጂታትን…
ቢዝነስ ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 43 ቢሊየን ብር ከምዝኣከበ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 43 ቢሊየንን 157 ሚሊየን 43 ሺሕ ብር ከምዝኣከበ ቢሮ እቶት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብቶም ኣዋርሕ 37 ቢሊየንን 340 ሚሊየን 41 ሺሕ ብር ንምእካብ ተሊሙ ኢዩ፤ 43 ቢሊየንን 157 ሚሊየን 43…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ክልቲኦም ትካላት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ሽግግር ፍልጠትን ምስራሕ ዝኽእሉ አንትኾኑ፥ ስራሕቲ ኮሚኒኬሽን አወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ትንሳኤ ምድላዋት ምዝዛሙ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ትንሳኤ ምድላዋት ምዝዛሙ ገሊፁ። እቲ በዓል ምኅንያት ብምግባር እውን 3 ሺሕ ዳልጋ ከፍቲ፣ 5 ሺሕ ኣባጊዕን ኣጣልን ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ። ካብ ሕረተሰብ ዝመፅኡ ማሕረዲ እንስሳት ንምትእንጋድ ማሽናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብመተግበሪ ክፍሊት ቴሌ ብር ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብክፍሊት ትኬት ኣየር ምፍፃም ዘኽእል ስምምዐነት ገይሮም። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ “ክልቲኦም ግዙፋት ትካላት ዝገበርዎ ስምምዕነት ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዕወኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ዝፈተነ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ። እቲ ውልቀ ሰብ ብቁፅሪ 107 ፍረ ዝኸውን መዕኒ ሓሽሽ ንምዝውዋር ኣብ ምድላው እናሃለወ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብዝገበሮ ክትትል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት በፂሑ Desta Apr 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ወልዲያ ዝተቐበረ ኣፅዋር ብምፍንጃሩ ኣብ ልዕሊ ኣካልን ንብረትን ጉድኣት ምብፅሑ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እቲ ከተማ ኣፍሊጡ። በቲ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሰብ ጉድኣት ኣካልን ከልተ ኮንተይነራትን ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ…