ቢዝነስ መኽፈቲ ጉባኤ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ጉባኤ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶክተር ይናገር ደሴ፣ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይናን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲዲሲ ቻይና(CDC) ን ብሓባር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም። እቶም ትካላት ብቀንዱ ኣብ ስርዓት ክትትል ሕማማት፣ ኣተሓሕዛ ሓበሬታ ጥዕና፣ ምምሕዳር ሃንደበታዊ ጥዕና ሕብረተሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚ፣ ምርምርን መፅናዕቲን፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔቶ ንዓለም ፅዕንቶ ንምፍጣር ዝገብሮ ፃዕሪ ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኢራን ኣገንዚቦም Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኔቶ ንዓለም ፅዕንቶ ንምፍጣር ዝገብሮ ፃዕሪ ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ኣገንዚቦም። እቶም ፕሬዚዳንት መስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሩሲያ ስርጌ ላቭሮቭ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት እተን ሃገራትን ስምምዕነት ኒውክሌርን ብምጥማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ድልየትን ቅዋመን ዘርእይ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ቅልውላው ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ኢትዮጵያ ዘለዋ ድልየትን ቅዋመን ዘርእይ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኮሚሽነር እቲ ምምሕዳር ያኔዝ ሌናርቺች ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን 10 ሚሊየን ዶላር ለጊሱ Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን 10 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ፥ መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ኢትዮጵያ ንቀረብ ፅሩይ መስተ ማይ ዝኸውን ሓገዝ እናገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሪሊፍ ሰርቪስ ካቶሊክ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንዝገበሮ ደገፍ አመስጊነን Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሪሊፍ ሰርቪስ ካቶሊክ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንዝገበሮ ደገፍ አመስጊነን። እተን ፕሬዚዳነት ምስ ካርዲናል ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብርሀነ ኢየሱስ ሱራፌልን ፕሬዚዳንት ካቶሊክ ሪሊፍ ሰርቪስን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ ንከይዓርፋ ከምዝኸልከለ መንግስቲ ገሊፁ Desta Jun 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቐለ ንከይዓርፋ ከምዝኸልከለ መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዘለዉ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንክበፅሖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲን ንድሕንነት ሃገር ሓደጋ ኣብ ዝኾኑ ሓይሊታትን ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝኾ ይኹን ከባቢ ግብረ ራዕዳውያንን ንድሕንነት ሃገር ሓደጋ ኣብ ዝኾኑ ሓይሊታትን ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣባላ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼባኡ እናሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ዝተጎድኡ ሰባት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ምስራሕ ይግባእ – ሕብረት ኣውሮፓ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋ ዝተጎድኡ ሰባት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ምስራሕ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሕብረት ኣውሮፓ ጃኔዝ ሌናርቺች ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር ኣብ ክልላት ትግራይን ሶማሌን ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 23 ህፃናትን ከምዝኾነኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…