ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 250 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ከምዝተሓሰበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ 6 ሓምለ ኣብ ዘካይዶ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ልዕሊ 250 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ከምዝሓሰበ ገሊፁ።
ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ነበር ፕሬዚዳንት ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ፣ ሓላፊ ቢሮ…