ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኢንዶኔዥያን ዘሎ ርክብን ኢንቨስትመንት ዕዳጋን እናማዕበለ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኢንዶኔዥያን ዘሎ ርክብን ኢንቨስትመንት ዕዳጋን እናማዕበለ ከምዝኾነ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኢንዶኔዥያ ገሊፆም፡፡
ኣምባሳደር ኢንዶኔዥያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣል ቡስይራ ባስኑር ምስ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት…