ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Desta Oct 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ዕዱማት ኣብ ዝተረኸቡሉ ይኽበር ኣሎ። በዓል ኢሬቻ ኣብ ዓመት ክልተ ግዘ ዝኽበር እንትኸውን÷ ካብ መከራ ናብ ተሰፋ ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ምስግጋሩ ኣመልኪቱ ንፈጣሪ ምስጋና ዝቐርበሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ንሰጋገረሉን ዓወት ኣብ ልዕሊ ዓወት ነመዝግበሉን ንኽኸውን ይምነ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ እዚ ዓመት ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ንሰጋገረሉን ዓወት ኣብ ልዕሊ ዓወት ነመዝግበሉን ንኽኸውን ይምነ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉባኤ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉባኤ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቡሳን ተሳሊጡ። ብኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከምኡ እውን ማሕበር ንግዲ ኮሪያ-ኢትዮጵያ ኣብ ዝተሰናደአ ጉባኤ ንግዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ብዓሌት፣ ፆታ፣ ሃይማኖትን ካልኦት መለክዒታትን ብዘይ ኣድልዎ ኩሉ ሰብ ፈጣሪኡ ዘመስግነሉ በዓል ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ብዓሌት፣ ፆታ፣ ሃይማኖትን ካልኦት መለክዒታትን ብዘይ ኣድልዎ ኩሉ ሰብ ፈጣሪኡ ዘመስግነሉ በዓል ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ባህሊ ዕርቂ፣ ሰላም ሕውነትን ሓድነትን ዝኾነ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ብሄራት፣ ብሄረሰብታን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ። በዓል ኢሬቻ እዋን ክረምቲ ሓሊፉን ምምላእ ማይ ጎዲሉን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ልዕሊ ንፁን ጉድኣት እንተየብፀሐ ብልዑል ጥንቃቐ ወታደራዊ ዓቕሚታት ፈልዩ ስጉምቲ እናወሰደ ይርከብ – መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ… Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ልዕሊ ንፁን ጉድኣት እንተየብፀሐ ብልዑል ጥንቃቐ ወታደራዊ ዓቕሚታት ፈልዩ ስጉምቲ እናወሰደ ከምዝርከብ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ። መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ጉጅል ግብረ ራዕዲ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ኢትዮጵያዊ ሓድነትን ባህላዊ ክብሪታቱን ብዝሓለወ መልክዑ ክኽበር ይግባእ – ኣባ ገዳታት Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ኢትዮጵያዊ ሓድነትን ባህላዊ ክብሪታቱን ብዝሓለወ መልክዑ ክኽበር ከምዝግባእ ኣባ ገዳታት ፀዊዖም። ኣባ ገዳ ቱለማን ፀሓፊ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞጎበና ሆላ ከምኡ እውን ኣባ ገዳ ጉጂን ኣካቢ ሕብረት ኣባ ገዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ምልክት ግዘፍ ኦሮሞ ዝረኣየሉ መድረኽ ሰላምን ሕውነትን ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ አብዲሳ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ምልክት ግዘፍ ኦሮሞ ዝረኣየሉ መድረኽ ሰላምን ሕውነትን ኢዩ ክብሉ ኣይተ ሽመልስ አብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ባዓል ኢሬቻ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ባህሊ መግለፂ መንነት፣ ኢኮኖሚያዊን ስርዓት ምሕደራን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ፎረም ኢሬቻን ምድላው ድሮ በዓልን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ 4ይ ፎረም ኢሬቻን ምድላው ድሮ በዓልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ፅባሕ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢሬፈና ዝካየደሉ ቦታ ሓዊሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ዝተረከባ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ÷ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ብቖራፅት እናተቓለሰ…