ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምጥፋእ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀረ-ህዝቢ ሓይሊታት ኣብ ምልቃም ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ተዋዲዱ ውፅኢታዊ ስራሕ እናሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ።
ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ካብ ክልል ኦሮሚያ ዞባታት ምዕራብ ኣርሲ፣ ምዕራብን ምብራቕ ጉጅ፣ ባሌን ኣርሲን ከምኡ እውን…